“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር…