Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል “ደምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርና” ብዝብል ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዘሎዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ህዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ተረኺቦም ደም ለጊሶም። እቲ ባንኪ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ደገፍ ኣብ “ግዳጅ” ምኽባር ሕጊ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ “ግዳጅ” ምኽባር ሕጊ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ደገፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ዘዳለዉ ኮሚሽን ኢንቨሰትመንት ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ማኔጅመንት መሬት እታ ከተማን ኢዮም። ኣብቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝውሰድ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ምሕላው ኢዩ- ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውሰዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ዘፍረሰ ጁንታ መቐለ ንሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ መንገስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ነብያት ጌታቸው ገሊፆም።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ነቶም ፕሬዚዳንት መብርሂ ሂቦም። ፕሬዚዳንት ፖል ካጋሜ ብግደኦም፥…

ጁንታ ህወሓት መሰረተ ልምዓታት ትግራይ የዕኑ ኣሎ-መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት መሰረተ ልምዓታት ትግራይ የዕኑ ከምዘሎ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንቕድሚት ምግስጋሱ ዘጨነቖ ጁንታ፣ ብኹሎም ኣንፈታት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስዱ መገዲታት ዝርከቡ ኣርባዕተ ድልድላት ከምዘፍረሰ…

ሕጊ ብምኽባር ወፍሪ ህዝቢ ትግራይ ቀዳማይ ተራባሒ ክኸውን ኢዩ-ቤ/ፅ ቀ/ሚኒስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ንምኽባር ልዕልነት ሕጊን ገበነኛታት ንፍርዲ ንምቕራብን ዘለዎ ቁርፀኝነት ዳግም ከረጋግፅ ኢዩ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ይኹን እንበር ሕጊ ናይ ምኽባር ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ብሄር ወይ ብካሊእ ውግንና ዘነፃፀረ ኢዩ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 339 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 339  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 103 ሺሕን 395…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባፎ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ብሄራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ መፃረዪ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ራቭዓይ ግጥማ ምስ ኒጀር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣካይዳ።…

ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስን መሊስካ እግሪ ንምትካልን ዝግበሩ ስራሕቲን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ልዕሊ ጉለጅለ ጥፍኣት እናተወሰደ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ተተሓሒዙ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉን ካብ ሃገር ወፃእ ዝተሰደዱን ወገናት ናብ ስድረኦም ንምምላስን መሊስካ እግሪ…