Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ጁንታ ህወሓት ናይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘይኮነ ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላን መጥቃዕቲ ተፈፂሙኒ ኢዩ ዝበሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ- ሜጀር ጄኔራል ይልማ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስግብግብ ጁንታ ህወሓት ናይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘይኮነ ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላን መጥቃዕቲ ተፈፂሙኒ ኢዩ ዝበሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሜጀር ጀኔራል ይልማ ምስ ፋና…

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ 28 ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እታ ሃገር ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…

ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ክልል ትግራይ መድፍዕ ብምትኳስ መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ክልል ትግራይ መድፍዕ ብምትኳስ መጥቃዕቲ ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣቢሉ ዝበፅሖ መጥቃዕቲ ምሽካም ዘይከኣለ ጉጅለ ህወሓት፥ ካብ እዝ ሰሜን ዝሰረቖም ታንኪታት ደርቢዩ ምኻድ ከምዝጀመረ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 499 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 201 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 499  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 427…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ጁንታ ህወሓት ካብዚ ዝኸፍአ ጥፍኣት ቅድሚ ምብፅሑ ብህፁፅ ናብ ፍርዲ ንኽቐርብን ህዝቢ እታ ከተማ ከይጉዳእን ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ንዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መቐመጢኦም ኣብ ኬንያ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ንኣምባሳደራት ኩዌት፣ ናይጀሪያን ኮሎምቢያን ኣብ ኬንያን…

ኢትዮ-ቴሌኮም ንሰራዊት መተኣኻኸቢ እቶት ዝኸውን ቁፀሪ ሓፂር ናይ መልእኽቲ ፅሑፍ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ንሰራዊት መተኣኻኸቢ እቶት ዝኸውን ቁፀሪ ሓፂር ናይ መልእኽቲ ፅሑፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝገበሮ መተኣኻኸቢ እቶት ቁፀሪ መልእኽቲ ሓፂር ፅሑፍ 6800 ኢዩ። ብመሰረት እዚ ዝኾነ ይኹን ሰብ ናብ 6800…

ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ህዝቢ ትግራይ ፅኑዕ ድሌት ኣለዎ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ፅኑዕ ድሌት ከምለዎ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብራሃም ኣብ መላእ ትግራይ ሓዱሽ ባህሊን ኣተሓሳስባን ፖለቲካ ንኽዕምብብ ኩሉ ትግራዋይ ናይባዕሉ…

ኣባላት ሰራዊት መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ግቡእ ሓለዋ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ከምቲ ልሙድ ብትግሃት እናሰርሑ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም። ካብ ሞንጎ ኣባላት እቲ ክፈለ ጦር ሌተናል ኮሎኔል ወንድሙ ሃብቴ ከምዝገለፁዎ፥…