Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 488 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 879…

ፕሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ህዳር፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን። ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ቦታ መበገሲ ብምግባር እተን እተን ፕሬዚዳንት ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ ዓዲግራት ተቖጻጺሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ/ዙሪያ ዓዲግራት ከምዝተቖፃፀረ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ዘጥቅዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሽረ ኣብ…

ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ። ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት በቲ ኩባኒያ ዝህነፁ 3 ሼዳት ንሕድሕዶም 10 ሺሕ ሜትሮ ስኩዌር ስፍሓት ዘለዎ እንትኾኑ፥ ህንፀቶም ኣብ ውሽጢ ሓደ…

ኣብ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ መራኸብቲ ሓፋሽን ፓርቲታት ፖለቲካን ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ቅድም ክብል ኣብ…

ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተፈራረማ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ገንዘብ ንመበል ራብዓይ ዙር ማሕበረሰባዊ ኣቕርቦን ፅሩይ ማይን ፅርየትን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊን…

ኣብ ደምቢደሎ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍ ሰልፊ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ከተማ ደምቢደሎ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ሰልፊ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዝ ሰሜን ንዝፈፀሞ ክሕደት ዘውግዝ ኢዩ። ባህሪ እቲ ጉጅለ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሐንስበርግ ኦሊቨር ታምቦ አንትበፅሓ ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ደቡብ ኣፍሪካ ሊንዲዌ…

ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባታት ቦረና፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምዕራብ ሃረርጌን ፊንፊኔ ዙሪያን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም። ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ዝተወከሉ ሓለፍቲ ስራሕን ኣባገዳታትን…

ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ኣብ ክሊ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ምስ መንግስቲ ሱዳን ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ-ኣምባሳደር ይበልጣል ኣዕምሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ኣብ ክሊ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ምስ መንግስቲ ሱዳን ብኹለ መዳይ ብምትሕብባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣዕምሮ ገሊፆም። ኣብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…