Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ሓላፊ ዋና መምርሒ ወፍሪ ሕብረት ምክልኃል ብርጋዴር ጄነራል ተስፋየ ኣያሌው ገሊፆም። እቶም ጀነራል መኮንን ቅልጡፍ ምንቅስቓስ ምጥቃዕ እቲ ሰራዊት…

ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ። እቲ ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ሽቶ ዝኾነት መቐለ ንመሓዝ እናገስገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን እዚ ከተማታት ሽረ፣ ኣኽሱም፣…

መንግስቲ ፌዴራል ንትግራይ ድሕንነትን ጥዕናን ልዑል ዋጋ ዝህብ ስለ ዝኾነ ኣብቲ ክልል ምርግጋዕ ንክነግስ ኣድላዪ ኩሉ ክንገብር ኢና- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልኡኽ ምኽባር ሕጊ ዝወፈረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ዘመዝገቦ ዓወት ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሰራዊት ምክኻል ሃገር ትማሊ ምሸት ኣብ ዙሪያ ዓዲግራት ዘለዉ ከባቢታት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ፋና መበል 25 ዓመት ናይ መስረታ በዓሉ መስ ሰራሕተኛታቱ፣ መሻርኽቲ ኣካላትን ተሓባበርቲ መዳለውቲ ብምዃን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽብር ኣሎ። ምስረታ በዓሉ…

ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዓወት ብምምዝጋብ ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ብሙሉእ ነፃ ከምዘውፅኣ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ…

ኣብ ኡጋንዳ ብዝተወለዐ ናዕቢ 28 ሰባት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ፖሊስ ኡጋንዳን ደገፍቲ ፍሉጥ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቦቢ ዋይንን ኣብ ዝተፈጠረ ግጭት ብውሕዱ 28 ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። እቲ ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደር ዘሎ ፖለቲከኛን ሙዚቀኛን ተቓዋሚ ንመምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስካ ብዝብል ክሲ…

ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ታዬ ደንደአን ላዕለዋይ…

 “ከተማና ካብ ርስሓት፣ ሃገርና ካብ ጁንታ፣ ክሕደትን ፅልእን ነፅሪ” ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ከተማና ካብ ርስሓት፣ ሃገርና ካብ ጁንታ፣ ክሕደትን ፅልእን ነፅሪ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ ወፍሪ ፅርየት፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ሓዊሱ ሓለፍቲ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ድርጅት(ሕመድ) ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መበርሂ ሂቦም ኣብቲ እዋን ሰብኣዊ ሓገዛት…

መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክደራደር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ወረ ሕሾት ኢዩ-መፃሪዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክደራደር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ወረ ሕሾት ኢዩ ክብል መፃሪዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መንግስቲ ፌዴራልን ዘይሕጋዊ ጉጅለ…