Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሩሲያ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምትኸውን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ሰላምን ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ ሩሲያ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምትኸውን ገሊፃ። ሩሲያ እዚ ዝገለፀት፥ ብኣምባሳደር ኤቭጊኒ ቴሬክሂ ዝተመርሐ ኣርባዕተ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ…

20 ኩንታል ካናቢስ ዝተብሃለ መዓወኒ ሓሽሽ እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትህቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ጣቢያ መቆፃፀሪ ጉምሩክ ጤጢቻ 20 ኩንታል ካናቢስ ዝተብሃለ መዓወኒ ሓሽሽ እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትህቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ፌዴራል ምኽትል መካየዲ ስራሕ ጨንፈር ቤጥ ፅሕፈት ሃዋሳ ተገዛኢነት…

ምስ ኣይ ኤስ ርክብ ብምፍጣር ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ተጠርጣሪ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምስ ኣይ ኤስ ርክብ ብምፍጣር ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ተጠርጣሪ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ተፈራ በላይ ወይ ድማ እንድሪስ ተባሂሉ ከምዝፅዋዕ እቲ ተጠርጣሪ ንቤት ፍርዲ ኣመዝጊቡ። ፖሊስ ፌዴራል ብግድኡ፥ ተጠርጣሪ ብዙሕ…

289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ ዜጋታት 230 ደቂ ኣንስትዮ፣ 54 ዝኾኑ ድማ ሰገናትን ዕድሚኦም ትሕቲ ሓደ ኣመት ከምዝኾኑን ሓሙሽተ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሉ፡፡…

ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኣብጎና ደው ከምትብል ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእን ጎደና ዕቤታ ንምዕትን ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኩልግዘ ኣብጎና ደው ከምትብል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን እዚ ዝበሉ መበል 50 ዓመት…

“ደቅና ሰኑይ ኣዕጢቖም ሰሉስ ናብ ወፍሪ ዝመቱ ኢሎምዎም፤ ይኹን እምበር ብሰላም ኢዶም ብመሃቦም መሊስና ክንረኽቦዮም ክኢልና ኣለና” – ወ/ሮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ነባሪት ከተማ ዛታ ዝኾና ኣደ ወታደር እንትሪኣ ደቀይ ኢየን ዝብለኦም፡፡ ኣደ ደቂ ተባዕትዮ ስለዝኾና ውፃእ ውረድ ውግእ ናብ መዓንጠአን ኣትዩ የስካሕኸን፡፡ ክንዲ ግምባር ብዕራይ ኣብ ተኣክል ንኡሽተይ ከተማ ኮይነን ናብ ዋና…

ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ መበል 50 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ዝተለኣኸ ምልእኽቲ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ መበል 50 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ዝተለኣኸ ምልእኽቲ ኣብፂሖም። እቶም ኣምባሳደር፥ ካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂምፒንግ ከምኡ እውን ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ 5 ዓመት እገዳ ተመሓላሊፉዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኻዊ ኣማሓዳሪ ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ ሓሙሽተ ዓመት እገዳ ኣመሓላሊፉ። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ተተሓሒዙ ጥፍኣተኛ ኢዮም ክብል…

ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም። እቶም ማሕበራት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘተ ብምግባር፤ ንሰራዊት ምክልኻል መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ምክያዶም ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ…

ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 153 ሚሊየን ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 153 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ክልል ደቡብን ኣካቢ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ሰራዊት ምክልኻልን ኣይተ ተፈሪ ኣባተ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ…