Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ዘሎ ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ኣብ መብዛሕተትኡ…

ክትባት ንምግዛእ ኣብ ዝግበር ቅድድም ድኻ ሃገራት ክጭፍለቓ ከምዘይግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ንምግዛእ ኣብ ዝግበር ቅድድም ድኻ ሃገራት ክጭፍለቓ ከምዘይግባእ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣገንዚቦም። ዶክተር ቴድሮስ፥ እቶም ዕውታት ዝኾኑ ክታበታት ፍትሓዊ ብዝኾነ መገዲ ክባጽሑ ምግባር…

ምክትል ቀዳማይ  ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ኮንቴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ዝጀመረቶ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ብሓላፍነትን ጥንቃቐን ንክዛዘም ተስፋ ከምዘለዎም ቀዳማይ ሚኒስተር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ  ገሊፆም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ ዝምራሕ…

ብሸነኽ ሰሜን እዛ ሃገር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ-ወይዘሮ ሙፈሪያት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ እዋናዊ ኩነታት ብዝተተሓሓዘ ብሸነኽ ሰሜን እዛ ሃገር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣፍሊጠን። ኩለ መዳይ ጉጅለ ቅኒት ህፁፅ ጊዜ ኣብ ክሊ ዝኣከቦ…

ህዝቢ ጉንታ ህወሓት ብዘናፍሶ ፕሮፓጋንዳ ክደናገር ከምዘይግባእ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ጉንታ ህወሓት ብዘናፍሶ ፕሮፓጋንዳ ክደናገር ከምዘይግባእ ኣን ወፍሪ ምኽር ሕጊ ዝተዋፈሩ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቲ ጁንታ ብምቁፅፃር ናብ ሕጊ ንምቕራብ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን ኣረጋጊፆም። ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዘዘራረቦም…

ማሕበር ነጋዶ ኣንጋረ ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ነጋዶ ኣንጋረ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብዘቕረበኦ ፃውዒት ሓገዝ መሰረት ብምግባር ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ማሕበር ካብ ሓገዝ እንስሳት ብተወሳኺ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ህዳር 15 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን መበል 50 ዓመት ዲፕሎማቲክ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝምልከት ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተለዋዊጠን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ክልቲአን…

ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፃ። ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ለውጢ ዝመርሓን ለውጢ ዘምፃኣን 100 ደቂ ኣንስትዮ ካብ መላእ ዓለም ዝመረፀ እንትኸውን፥ ሎዛ ኣበራ ኣብ ዘፈር ስፖርት ካብ 100 ፅዕንቶ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ መብርሂ ሂቦም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ስርዓትን ብመሰረት…

ሃገር ለኸ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2012 ዓ.ም ካብ 1 ከሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2012 ዓ.ም ካብ 1 ከሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ክልላት ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ መሰረት ብምግባር ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቲዮስ ኣብ ዝሃቡዎ…