Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ወፍሪ ንስራሕቲ ጥፍኣት ዝተዳለዉ ኣፅዋራት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ክላሽን ሓዊሱ መነፀር ዓውደ ኲናት፣ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ሃገራት፣ ወተሃደራዊ ኣልባሳት፣ ገጀራ፣ ሸጓጉጥን በዝሒ ዘለዎም ጠያይቲን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ…

ኣብ ከተማ ሰበታ ከባቢ መስጊድ ተፀሚዱ ዝነበረ ፈንጂ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ከሺፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሰበታ ቀበሌ 04፣ ከባቢ መስጊድ ተፀሚዱ ዝነበረ ፈንጂ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ከሺፉ። እቲ ፈንጂ ኣብ ከባቢ መሓመድ ረጃ ተፀሚዱ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ኣፍሊጡ። እቲ ፈንጂ ኣብ ልዕሊ እቲ መስጊድን…

ፕ/ር ቢኒያም ዳዊት ሙዝሙር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ኮሚቴ መሰል ህፃናት ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ቢኒያም ዳዊት ሙዝሙር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንካልኣይ ጊዘ ኣባል ኮሚቴ መሰል ህፃናት ብምዃን ተመሪፆም ፕሮፌሰር ቢኒያም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2015-2017 ናይቶ ኮሚቴ ኣባል ዝነበሩ እንትኾኑ ብኣቦመንበርነት ኢዮም…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ኣብ ልዕሊ 14 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ እንትንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ 14 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ከም ኣገላፃ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ጎሮ ዶላ ንጥፍኣት…

ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ታዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ሶፊ ዊልምስ ታዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣብ መንጎ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዝምልከት ብሓባር ተላዚቦም። ኣብ ክልል…

ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ናብ ቤልጄም ብምምራሕ ንጆሴፍ ቦሬል ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት መብርሂ…

ካብ ዳንሻ ክሳብ ዓድዋ ኣብ ዝነበረ ኲናት ሓይሊ ጁንታ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራ በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግንባር ሰሜን ምዕራብ ካብ ዳንሻ ክሳብ ዓድዋ ኣብ ዝነበረ ኲናት ሓይሊ ጁንታ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራ በፂሑዎ። ኣብቲ ዓውደ ኲናት ልዕሊ 10 ሺሕ ሓይሊ ጁንታ ከምዝተደምሰሱን ልዕሊ 15 ሺሕ ናይ ሕድሕድ፣ ጉጅለን ከበድቲ መሳርሒታት…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ-ነበርቲ ኣክሱም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ ክብሉ ነበርቲ ኣክሱም ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ኣብታ ከተማ ዝተቛረፁ መብራህቲን ካልኦት ኣገልግሎታትን ብህፁፅ ንክጅመሩ ሓቲቶም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነታ ከተማ…

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልስ ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣልጀሪያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ፋርማሲዩቲካልስ ኢንዱስትሪ ኣልጀሪያ ዶክተር ሎፍቲ ቤነብ ኣሕመድ ኣብቲ ዓውዲ ብምትብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ…