ኣብ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 11 ክሳብ 17 ሕዳር 2013 ዓ.ም ኣብ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላላዩ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ናውቲታት፥ ጠያይቲ ኣፅዋራት ኲናት፣ መዐወኒ እፃት፣ ቡና፣…