Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

መቐለ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊረት ምክልኻል ምስ ወዓለት ነባሪ እታ ከተማ ነቲ ሰራዊት ልዑል ምትሕብባር ይገብር ኣሎ- ቢል ለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐለ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊረት ምክልኻል ሃገር ምስ ወዓለት ነበርቲ እታ ከተማ ነቲ ሰራዊት ልዑል ምትሕብባር እናገብሩሉ  ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢል ለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ምስ ስካይ ኒውስ…

ጅቡቲ ንሓድነትን ሰላምን ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ – ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ጅቡቲ ዝኣተዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኦማር ጊሌህ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ጅቡቲ ካብ ኩለን ሃገራት ኣቐዲማ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ኣብ 2012 ዓ.ም ተመረቕቲ ዝነበሩ ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ፃውዒት ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲን ስልጠናን ገፅ ንገፅ ኮቪድ-19 እናተኸላኽልካ ዝሳለጠሉ እዋን ምብፅሑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ድሕሪ ቀረባ ዓታታት…

እንተተማሪኽና እውን ብጁንታ ህወሓት ዘይኮነስ ብኢትዮጵያውያንን ኢትዮጵያዊነትን ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዛዚሙ ንህዝቢ ናብ ምርግጋእን ናብ መንበሪኡ ምምላስን ከምዝጀመረ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ኣዛዚ ግምባር ራያ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ፥ ብዛዕባ ወፍሪ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዘዓተሮ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዘዓተሮ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሰንደቕ ሃገርን ደጀን ህዝቢን ዝኾነ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ዝተሰመና…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኦማር ጊሌህን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣቀባብላ ገይሮምለን። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ኣብ…

ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተክሉ ኣቀባብላ ገይረናለን። ሚኒስትር…

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20ሕዳር፣ 2013ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብቤት ፅሕፈት ብልፅግና ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ናይ መወዳእታ ልእኽቶ ሳልሳይን ዙር ምኽባር ሕጊ ህልውና ህዝቢ ንብረት ንምድሓን ዝተውሃቦ ዓብይ ጠመተ ብዘሳኽዐ መልክዑ ብዓዎት ምውድኡን ጁንታ ህወሓት ናይ መወዳእታ…

መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ይግበኦም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ከምግበኦም ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝተመዝገበ ዓወት ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን። “ኣብ…

ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳርን ምክትል ርእሳነ ምምሕዳራትን ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ንመላእ ህዝቢ…