Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ መተከል ዝንቀሳቐሱ ተረፍ መረፍ ጁንታ ኢዶም ንክህቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዞባ መተከል ዝንቀሳቐሱ ተረፍ መረፍ ጁንታ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኢዶም ንኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ንክህቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣተሓሳሲቦም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፥ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እናላተመ ዝነበረ…

ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣብ ውሽጢ 12 ዓመት እቲ ዝለዓለ ብርሰት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣብ ውሽጢ 12 ዓመት እቲ ዝለዓለ ብርሰት ኣጋጢሙ እቲ ብርሰት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2008 ጀሚሩ እቲ ዝለዓለ ከም ዝኾነ ምርምር ጠፈር ብራዚል ኣፍሊጡ። ካብ ወርሒ ሰነ 2019 ክሳብ ሓምለ 2020 ኣብ ዘሎ ግዜ…

ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእል ቅኑዕ መገዲ ኢያ ዘላ- ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ

ኣዲስ ኣበባ ፣22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ቤሊጂየም  ሂሩት ዘመነ፥ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእል ቅኑዕ መገዲ ኢያ ዘላ ክብላ ተዛሪበን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝተገበረ ኣኼባ፥ ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ናይ ውሽጢ ጉዳይ…

ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ሕውነት ትኹረት ከምእትህብ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ሕውነት ትኹረት ከምእትህብ ገሊፃ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬኒያ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ጆርጅ ኦሪና ምስ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ኬኒያ ኣይተ መለስ ኣለም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር…

ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ኣልጀርስ ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀረስ ነብያት ጌታቸው ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ፓውሎ ካፑቶን ፍላቪያ ጂኦርዳኒን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ነብያት ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ተመዛበልቲ ደገፍ ምክርካብ ኣብ ዝካኣለሉን ኣብ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ዜጋታታ መሊሳ እግሪ ንምትካል ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ካብ መረበቶም ብምምዝባል ኣብ ሱዳን ኣብ ስደት ንዝርከቡ ዜጋታት ክልል ትግራይ መሊሱ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሚኒስትር ህንፀት ማእኸል ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም። ኣይተ ዛዲግ፥…

ብኣረጊት ብር ዝግበር ዕዳጋ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ደው ኢሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣረጊት ብር ዝግበር ዕዳጋ ሎሚ መዓልቲ 22 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ደው ኢሉ ኣሎ። ምልዋጥ ኣረጊት ባጤራ ብር ኢትዮጵያ 6 ታሕሳስ 2013 ከምዝዛዘም ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ቅድመ ሐዚ ምግላፁ ይዝከር። ይኹን እንበር እቲ ባንኪ 10 ሕዳር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 540  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 817 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   540  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 110 ሺሕን…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ዘለወን ምትእስሳር ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ምትእስሳር ዘለወን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ብሄራዊ ቤት ምኅሪ ጅቡቲ ተረኺበን መደረ ኣስሚዐን።…

295 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)295 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናበ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝኸኣሉ ዜጋታት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቶም ካብ…