Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከብ ወታደራዊ ሪፈራል ሆስፒታል ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከብ ወታደራዊ ሪፈራል ሆስፒታል ዑደት ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣…

ግዚያዊ ምምሕዳር ትራራይ ምስ ነበርቲ ዝተፈላለያ ከተማታት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማታት ዛላምበሳ፣ ዓዲግራት፣ ዕዳጋ ሓሙስን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ነበርቲ ኣብ ጎኒ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ብምዃን ንዘላቒ ሰላምን ምርግጋእን ክሰርሑ ተሓቲቱ፡፡…

ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣህጉር ኣፍሪካ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ/ኣኖካ/ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣህጉር ኣፍሪካ/ኦርደር ኦፍ ሜሪት/ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣበርኪቱ። እቲ ሽልማት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ንዕቤት ኦሎምፒክ ስፖርት ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ…

ኣብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ የርኢዩ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ እዋን ወፍሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ እናርአዩ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ዜጋታት ንልምዓት…

ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዩኒቨርሲቲታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዩኒቨርሲቲታት ዘድሃበ ዘተ ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ሰይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ ኣብ ስራሕ ዝርከብ ፖሊሲ፣ ስትራቴጂን ፕሮግራምን…

ተግባር መንግስቲ ፌዴራል ገበነኛታት ናብ ሕጊ ምቕራብ፣ ሕጊን ስርዓትን ምኽባርን መሊስካ ምጥይሽን ኢዩ – ቤ/ፅ ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተግባር መንግስቲ ፌዴራል ገበነኛታት ናብ ሕጊ ምቕራብ፣ ሕጊን ስርዓትን ምኽባርን መሊስካ ምጥይሽን ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተካየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንፁሃን ዜጋታት እንተይተጎድኡን…

ተወከልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት የኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ተወከልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት የኣሳሊጦም። ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተረኺበን፥ ነቶም ተወከልቲ ብሄር…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን እዋናዊ ኩነታት ዝምልከት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ጂዳ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቲ ዑደት፥ ጉዳይ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቐረባ ንምርኣይን ፀገማት እቶም ማሕበረሰባት…

ኣብ ህንዲ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ተገሊፁ። ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ኣንድራ ፕራዴሽ ዝነብሩ ሰባት፥ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም እንተነኣሰ ሕደሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈን 227 ሰባት ድማ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 5ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 5ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕደርን ኣብ…