Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ጁባ ምስ ኣመራርሓ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባ ኢትዮጵያውያን ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ጁባ ምስ ኣመራርሓ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባ ኢትዮጵያውያን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ዘተ ተኻይዱ። ምስ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ማሕበር ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ፣ ማሕበራት ሓገዝ፣ ቤት ምኽሪ ህዳሰ፣ ኮሚኒቲ ቢዚነስን ማሕበራት ሆቴልን ምስ…

ዓለም ለኸ ፎረም ዲጂታል ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያይ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ዲጂታል ጥዕና ትሳተፍ ኣላ። እቲ መድረኽ “ግልጋሎት ዲጂታል ጥዕና ንኹሉ ብምብፃሕ ማሕበረሰብ ዲጂታል ጥዕና ንምህናፅን ቅልጡፍ መፍትሒ ግልጋሎት ጥዕናብመሃብ ዝኾነ ይኹን ንደሓር ከይተርፍ ምግባር” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ም/ቀዳማይ ሚነስትር ደመቀ መኮንን ንኣማባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚነስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንኣማባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም። እቶም ሚኒስትር ንኣምባሳደራት ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ኬንያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ…

ፀሊም ኣሜሪካዊ ጀነራል ልሎይድ ኦስቲን ሚኒስትር ምክልኻል እታ ሃገር ንክኾኑ ተሓፂዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይድን ጥሮታ ወፂኦም ንዝነበሩ ጀነራል ልሎይድ ኦስቲን ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ንክኾኑ ከምዝመረፅዎም ተገሊፁ። ወዲ 67 ዓመት ጀነራል ኦስቲን ንቤት ፅሕፈት ምክልኻል ኣሜሪካ (ፔንታጎን) ንኸመሓድሩ ዝተመረፁ ቀዳማይ ፀሊም…

ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ…

ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ 23 ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ 23 ፀረ-ሰላም ሓሊታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስት ኮሎኔል ኣያሌው በየነ፥ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዳጉር ፍሉይ ሽሙ ቁፅሪ ሰለስተ ተባሂሉ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 440 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 203 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 440 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 972 ሰባት ካብቲ ሕማም ዝሓሾም እንትኾኑ፥ ኣብዚ…

ብገበን ክሕደት ሃገርን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ሰባት ትእዛዝ መትሐዚ ወፂኡዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ክሕደት ሃገርን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ሰባት ትእዛዝ መትሐዚ ከምዝወፅኦም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ተጠርጣሪዎቹ መንግስት እና ህዝብ የተጣለባቸውን ከባድ ኃላፊነት ወደ ጐን…

ንህልውና ሃገር፣ ሳላምን ልምዓትን ብሓባር ጠጠው ምባል የድሊ – ዓበይቲ ዓዲ መቐለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህልውና ሃገር፣ ሳላምን ልምዓትን ብሓባር ጠጠው ምባል ከምዘድሊ ዓበይቲ ዓዲ ከተማ መቐለ ኣገንዚቦም። ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እታ ክልል ብምዝውዋር ምስ ህዝቢ እናተዛተየ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ መቐለ እውን ምስ…

ጌታቸው ረዳ ካልኦት መራሕቲ ጉጅለ ጁንታን ዝጥቀሙለን ብዓሸራ ዝኽፈታን ሓዊሱ ልዕሊ 40 ተሸከርከርቲ ተታሒዘን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጌታቸው ረዳ ካልኦት መራሕቲ ጉጅለ ጁንታን ብእግሮም ምህዳም ቅድሚ ምጅማሮም ዝጥቀሙለን ዝነበሩ ልዕሊ 40 ናይ መንግስቲ ተሸከርከርቲ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኣቲየን። እቲ ጉጅለ ስጉምቲ እቲ ሰራዊት ምፅዋር ኣቢዩዎ ናብ ገጠር ከባቢታት ብእግሩ…