Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣኼባ ቤት ምኽሪ ምስንዳእን ትግበራን ፍኖተ ካርታ ትምህርቲን ስልጠናን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ቤት ምኽሪ ምስንዳእን ትግበራን  ፍኖተ ካርታ ትምህርቲን ስልጠናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ምስንዳእን ትግበራን ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ፤ ከምኡ እውን ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ቀሪቡ ዘተ ተገይሩሉ።…

ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ዝርከብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ እናቐፀለ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ዝርከብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሓት ሰገናት ኣትሌታት ዝሳተፉሉ እቲ ሻምፒዮና፥ ካብ 20 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ይርከብ። ክሳብ…

ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ሃገሮም ኣንቢሮምዎ ዝነበሩ ማዕቐብ መርሃ ግብሪ ኒውክሌር ምልዓሎም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ሃገሮም ኣምቢረሙዎ ዝነበሩ ማዕቐብ መርሃግብሪ ኒውኩለር ምልዓሎም ኣፍሊጦም። እቶም መራሒ ንዝተወሰነ ግዘ ከልኪሎምዎ ዝነበሩ ምምዕባል ኒውክሌርን ፈተነ ማእኸላይ ርሕቐት ተወንጫፊ ሚሳኤልን ከምዝጅምሩ ኢዮም…

ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ክብረ በዓላት ሓዱሽ ዓመት 2020 ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራት ዓለም ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ብድሙቕ ምርኢታት ርችትን ዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት  መስተንግዶን ብምክያድ ተቐቢለን። ኒውዝላንድ፣ ኣውስትራሊያን ካልኦት ኣናእሽቲ ሃገራት ደሴት ፓስፊክን ሓዱሽ ዓመት 2020 ብምቕባል ፈለምቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ከባቢ ሆቴል ሸራተን ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ሆቴል ሸራተን ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ወሰን ሩባ ሸገር ዑደት ኣካይዶም። ኣብ'ቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኤክሳይዝ ታክስ ተወሲኹ ኢዩ ብዝብል ምኽንያት ዘይግቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤክሳይዝ ታክስ ተወሲኹና ኢዩ ብዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ዘይግቡእ ዋጋ ዝውስኹ ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝውሰደሎም ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው ገሊፆም። ኣብ ሓደ ሓደ ሸቐጣት ተወሳኺ ኤክሳይዝ ታክስ ተገይሩ ኢዩ ብዝብል…