መንግስቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ክብ ንምባል ደገፍ ክገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ዘለዎ ግደ ክብ ንምባል ደገፍ ክገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ምንቕናቕ ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣብ…