Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

በዓል ልደት ኢየሱስ ክስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ በዓል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ዝወዓለ። ኣብ ላስታ ቤተ ክርስትያን…

ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ሰለተኣዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ሰለተኣዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ካብ ፅባሕ 29 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጊኒ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጊኒ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጊኒ ኮናክሪ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ጊኒ ፕሮፌሰር ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ዑደት ኣብ መንጎ…

ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣስ ኣበባ ሰለተኣዊ ዘተ ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ሰለተኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ 29ን 30 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣስ ኣበባ ከካይዳ ኢየን። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ቴክኒካዊ ኣኼባ፥ ኣብ ዙርያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዶክተር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም፥ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምፍልላይን ምክፍፋልን ዝጠፍአሉ፤ ሰብን እግዚኣብሄርን፣ ሰማይን…

ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ንሃገሮም ሰላምን ምርግጋዕን ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ኣብ ሰላምን ምርግጋዕን ሃገሮም ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም። በዓል ልደት እንትነኽብር ንዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ እውን እቶም መራሕቲ ሃይማኖት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…

ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፓርክ ኣንድነት ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፓርክ ኣንድነት ዑደት ኣሳሊጠን። እተን ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሕዚ ኣብቲ ፓርክ ተደጋጋሚ ዑደት ዘካየዳ እንትኾና፥ ኣብ ናይ ሎሚ መዓል ዑደተን በቢግዚኡ ሓደሽቲ ነገራት እናተወሰኹሉ ከምዝኾነ ምዕዛበን ገሊፀን።…

ፖሊስ ንበዓል ልደት እኹል ምድላው ምግባሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ሚዲያን እቲ ኮሚሽን ዋና ኢንስፔክተር ማርቆስ ታደሰ ንጣቢያና ከምዝገለፁዎ፥ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲሰ ኣበባ ንበዓል ልደት ኣድላዪ ዘበለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ከተማ ያቤሎ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ትርከብ ከተማ ያቤሎ ምስ ዝርከቡ ነበርቲ ተዛትዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ፥ ነበርቲ እታ ከተማ ዘለዎም ናይ ፍቕሪን ሰላምን ባህሊ ብሓድነት ኣፅኒዖም ንኢኮኖሚያዊን…

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኦስትሪያ ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍፃሙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ሚኒስቴር ቤተ ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኦስትሪያ ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍፃሙ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ፥ ብካሊእ ሃገር ዝተቐነባበረ ኢዩ ዝብል ግምት ከምዘለዎ ሚኒስቴር ቤተ ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ…