Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ካፒታል ኔዳምኮ ኣብ ዓውዲ ቴክነኖሎጂ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ምስልጣንን ናብ ስራሕ ናይ ምእታውን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካፒታል ኔዳምኮ ዝተብሃለ ኩባኒያ ቴክኖሎጂ ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘፈር ቴክነኖሎጂ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ምስልጣንን ናብ ስራሕ ናይ ምእታውን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማሪያም…

ብ65 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንዝህነፅ ፋብሪካ ዓለባ ስምምዕነት ሊዝ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ65 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንዝህነፅ ፋብሪካ ዓለባ ስምምዕነት ሊዝ ምፍርራሙ ኮርፖሬሽን ፓርክ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ቻይና ብዓውዲ ኢንዱስትሪ ዓለባ ውሩያት ካብ ዝበሃሉ ኩባኒያታት ሓደ ምስዝኾነ ሻንግቴክስ ሆልዲንግ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፕሮፌሰር ኣልፋ ኮንዴ ብሓባር ብምዃን ኢዮም ዑደት ገይሮም።…

ዘመናዊ ድኹዒ ሓመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ን2012 ዓ.ም እታወት ሕርሻ ዝኸውን ዘመናዊ ድኹዒ ሓመድ (መዳበርያ) ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ነቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዝውዕል እታወት…

ዩኒቨርሲቲ ወሎ ኣብ ልዕሊ 335 ተምሃሮ፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን መምህራንን ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ዝበሎም ልዕሊ 335 ተምሃሮ፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን መምህራንን ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ። ምስ ውዳበታት ፀፅታ ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፀገም ፈጠርቲ ንምፍላይ ብዝተገበረ ዝተዋደደ ስራሕ…

ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋልን ጋንታ ሊቨርፑልን ሰይዶ ማኔ ተዓዋቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣፍሪካ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋልን ጋንታ ሊቨርፑልን ሰይዶ ማኔ ተዓዋቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣፍሪካ ኮይኑ ብፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ተሓርዩ። ሰይዶ ማኔ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣፍካ ኮይኑ ዝተሓርየ፥ ንወዲ ጋንትኡ ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕን…

176 ሰባት ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን ተሕምሺሻ ኩሎም ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 170 ተሳፈርቲን 6 ሰራሕተኛታትን ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን፥ ኣብ ከባቢ ኣየር ኢራን ምሕምሻሻ ስዒቡ ኩሎም ተጓዓዝቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እታ ነፋሪት፥ ካብ ርእሰ ከተማ ኢራን ከተማ ቴህራን ዓለም…

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምምካት ዘኽእል16 ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ዝሓቖፈ ፎረም ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)16 ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ትግራይን ተጋሩን ዝበፅሑ ዘለዉ ሓደጋታት ህልውናን ድሕንነትን ብጥሙር ሓድነት ንምምካት ዘኽእል ፎረም ኣጣይሸን። እቲ ፎረም ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ ዝመርሖ እንትኸውን፥ ውድባት ፖለቲካ ህወሓት፣…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ሰለስቲኣዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ሰለስቲኣዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ቴክኒካዊ ኣኼባ፥ ኣብ ዙርያ…

ኢራን ኣብ ኢራቕ ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ሚሳይል ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራን ኣብ ኢራቕ ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ሚሳይል ፈፂማ በቲ መጥቃዕቲ ብውሕድ ክልተ ወተሃደራዊ መዋፈርታት ኣሜሪካ ከምዝተወቕዑ ሚንስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። እቲ መጥቃዕቲ ብትእዛዝ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ…