Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኢራን 176 ሰባት ግዳይ ሞት ዝኾኑላ ቦይንግ 737 ብምሳኤል ወቒዓ ክትሕምሸሽ ከምዝገበረታ ኣሚና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራን 176 ሰባት ግዳይ ሞት ዝኾኑላ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን ብምሳኤል ወቒዓ ክትሕምሸሽ ከምዝገበረታ ኣሚና። ልዕሊ 170 ተሳፈርቲን 6 ሰራሕተኛታትን ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን፥ ኣብ ከባቢ ኣየር ኢራን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዓውዲ ንግዲ፣ ሙያ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ምስ ዝተወከሉ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ሞሃመድ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ካብ ትማሊ ጀሚሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ንምግባር ትማሊ ኣስመራ እንትኣትዉ፥ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ጥፍኣት ፈፂሞም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 77 ተምሃሮ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ጥፍኣት ፈፂሞም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 77 ተምሃሮ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ሰለማዊ ስርዓት ምምሃር ምስትምሃር ንክህወኽ ኣብ ምግባር ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበሩ ከምዝፀንሑ እቲ ዩንቨርስቲ ሓቢሩ። ህልውና እቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዙርያ ኣብያተ ትምህርቲ ንወልፊ ዘቃልዑ ትካላት ንግዲ ይበራኸቱ ኣለዉ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝህውኹን ተምሃሮ ንወልፊ ክቃልዑ ዝገብሩን ትካላት ንግዲ ይበራኸቱ ምህላዎም ነበርቲ ገሊፆም። ርእይቶኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሉዎ፥…

ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው ተክለማርያም ተዛሪቦም እቶም ኣምባሳደር ምስ…

ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ ኩነት “ኣዶ ዓንዲ ሑቖ ሃገርን ስድራን ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ ብብርኪ ሃገር ንመበል 14 ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ዘሎ ወርሓዊ ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ፥…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ካልኣይ ዙር ኮንፈረንስ ኢትዮ-ጃፓን ኢዩ ተፈሪሙ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ላዕለዎት…

ጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ኑክቴክ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ኑክቴክ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቲ ልኡኽ ኣብ ዙርያ መቆፃፀሪ ጣቢያ ጉምሩኽ ክትከሉ ዝግበኦም ማሽናት ስራሕ ንምጅማር ናብ ኣዲስ ኣበባ ምምፅኡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ጣቢያታት ፍተሻ…

ማላዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ከምትደሊ ፕሬዚዳንት ፒተር ሙታሪካ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚደንት ማላዊ ፕሮፌሰር ፒተር ሙታሪካ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ናብ ስትራቴጂካዊ ርክብ ክዓቢ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። ፕሮፌሰር ሙታሪካ፥ መቐመጢኦም ኣብ ናይሮቢ ብምግባር በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኮይኖም ናይ ዝተሾሙ…