Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኢትዮጵያ ብሓደጋ መገዲ ትራፊክ ኣብ መዓልቲ ህይወት 13 ሰባት ይሓልፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ድሕንነት መገዲ ኢትዮጵያ ዝተገበረ ዳህሳስ መፅናዕቲ መሰረት ብምግባር ዎርክሾፕ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ወይዘሮ ሙሉ ገብረእግዚአብሔር ሓዊሱ ካልኦት እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም መዳርግቲ ካላት ተረኺቦም።…

ጋንታ ባርሴሎና ንኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ብምስንባት ንኪኬ ሴቲዬን ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ብምግባር ሾይማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፔናዊት ውርይቲ ጋንታ ባርሴሎና ንኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ብምስንባት ንነበር ኣሰልጣኒ ሪያል ቤቲስ ኪኬ ሴቲዬን ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ብምግባር ምሻማ ተገሊፁ። ወዲ 55 ዓመት ኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ንጋንታ ባርሴሎና ኣብ ዝመርሑሉ እዋን እታ ጋንታ…

ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ጅግጅጋ ዝርከብ ማእኸል እግሪ ምትካል ጉድኣት ኣካል ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል እግሪ ምትካል ጉድኣት ኣካል ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብጅግጅጋ ኣቢሎም ዝጀመሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ…

ፈረንሳይን ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ወታደራዊ ትሕብብረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ኣብቲ ከባቢ ዝረአ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምምካት ዘኽእል ወታደራዊ ስምምዕነት ፈፂመን። ፕዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን መራሕቲ ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ትማሊ ዕለት ኣብ…

ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሽንግተን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፍሉ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ እተን ሃገራት ቅድመ ሐዚ ብመሰረት ዝገበርኡ ስምምዕ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ እተን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት…

ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ቲቦር ናዥ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደፈት ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ቲቦር ናዥ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሮም ዘሳልጥዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ማእኸላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ፣ ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኢዩ። እቶም ሓጋዚ ፀሓፊ…

ኣብ ትግራይ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ዘዘዋወሩ ሰባት ክሳብ 5 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ክሳብ ሓሙሽተ ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ቤት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ወሲኑ። ኣዛዚ ፖሊስ እታከተማ ኢንስፔክተር ገብረሚካኤል ገብረስላሴ ንግዜኢ ከም ዝገለፁዎ፥ እቶም ቅፅዓት…

ምስ ልቢ ዝተትሓሓዘ ፀገም ጥዕና ተቓላዓይነት ሕማም ኩላሊት ከምዘዕቢ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ምስ ልቢ ዝተትሓሓዘ ፀገም ጥዕና ብሕማም ኩላሊት ናይ ምቅላዕ እድል ከምዘዕቢ ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ። ኣብ ኣሜሪካ ዝተገበረ እቲ መፅናዕቲ 9 ሺሕን 47 ሰባት ዘሳተፈ እንትኸውን፥ ተሳተፍቲ እቲ መፅናዕቲ ቅድሚ ሕዚ ምስ ልቢ ዝተትሓሓዙ ፀገማት ጥዕናን ፀገም…

ሓደጋ ኣቐዲሙ ምትምባይን ምክልኻልን ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ፌዴሪኢ ሓደጋታት ኣቐዲሙ ምትምባይን ምክልኻልን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ። እቲ ኮሚሽን ምስ ምንካይ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(UNDRR)ን…

“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። “ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ…