Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ስዑድ ዓረብ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ዘይነበሮም ኢትዮጵያውያን ዝሕተቱዎ ዝነበሩ ውዝፍ ቅፅዓት ክፍሊት ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነበሩ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ እንተየሐደሱ ዝፀንሑ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ብቑፅሪ ሕድሕድ ስድራ ቤት ዝሕተቱዎ ዝነበሩ መውፅኢ ቪዛን ውዝፍ ቅፅዓት ክፍሊትን ንምልዓል ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ…

ብሄራዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት ገፀር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ብሄራዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት ገፀር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓዱሽ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት፥ ደረጅኡ ዝሓለወን ዘመናዊ ኣሰራርሓ ዘቀላጥፍን ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኡርጌሳ ተዛሪቦም።…

ሚሃይል ሚሹስቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ሩሲያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሩሲያ ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ክሽየሙ ሕፁይ ገይሮም ዘቕረቡሉ ሽመት ኣፅዲቑ። ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ሕገ መንግስቲ ንኽመሓየሽ ድሌት ከምዘለዎም ምግላፆም ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ዝነበሩ ዲሚትሪ…

ወዲ 17 ዓመት ሰልጣናይ ናሳ ሰገን ካብ መሬት 1 ሽሕን 300 ብርሃን ዓመት እትርሕቕ ሓዳሽ ፕላኔት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 17 ዓመት ሰልጣናይ ናሳ ሰገን፥ ካብ መሬት 1 ሽሕን 300 ብርሃን ዓመት እትርሕቕ ሓዳሽ ፕላኔት ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ዎልፍ ኩኪየር ዝበሃል ኣብ ናሳ ዝረኸቦ ዕድል ስልጠና ሓፂር እዋን እናተኸታተለ ስራሕ ልምዲ ንኽሕዝ'ዩ። ይኹን እምበር…

ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ ካብ ምምሕያሽ ፖሊሲ ጀሚሩ ካልኦት ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ምስ ኣብ ምፍራይ ጣጥኡ ዝወደአ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ…

ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ተቓሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ምቅለዖም ተገሊፁ። እቲ መጣቃዕቲ ኣየር ኣብታ ከተማ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋን ዞባ ኢንዱስትሪን ዝተፈፀመ ኢዩ ተባሂሉ። ሪሲያን ቱርኪን ኣብቲ ከባቢ ቶኽሲ ጠጠው ንምባል ድሕሪ…

ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምሕላዉ ግደ ህዝቢ መተካእታ ከምዘይብሉ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምሕላዉ ግደ ህዝቢ መተካእታ ከምዘይብሉ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ርስቁ ኣለማው ገሊፆም። ኣይተ ርስቁ ነዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ፣ ከተማ ዓዲ ሕርዲ ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…

ልዕሊ 35 ሺሕ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቶም ምቁራፆም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርስቲታት ብዝተፈጠረ ስእነት ሰላም ልዕሊ 35 ሺሕ ተምሃሮ ትምህርቶም ገዲፎም ምውፀኦም ከምዘረጋገፀ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ሳያንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህቲን፥ ዩኒቨርሲቲታት ሰላም ዝሰኣኑሉ ዛዓባታት…

ኣብ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ሪፎርም ስፖርት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ሪፎርም ስፖርት ኣድሂቡ ምስ ኣመራርሓ ወረዳ፣ ፌደሬሽንን ኣብያተ ዕዮ መንግስትን እናተዛተየ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ቀፅሪ ዓዲ ሓቂ ካምፓስ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ዘተ፥ ብብርኪ…

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ተዛትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ምዝታዩ ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ ማንዋል መፈፀሚ ዘይሻራዊ ጉጅለ ኣማኻሪን ፕሮግራም ብሄራዊ ገባሪ ሰናይ ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዘድሃበ ምዃኑ ተግሊፁ። ሚኒስትር ሰላም…