Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ዩንቨርስቲ ወልዲያ ሰለስተ ምክትላት ፕሬዚዳንት ካብ ስረሖም ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ወልዲያ ሰለስተ ምክትላት ፕሬዚዳንት ካብ ስረሖም ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኒኬሽን እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ተፈራ ኣስናቀ ከምዝበልዎ፥ እቶም ምክትላት ፕሬዚዳንት ብመሰረት ውሳነ ሴኔት ኢዮም ካብ ስራሕ ተኣጊዶም። ይኹን…

ምዝገባ ወሃብቲ ግልጋሎት ምግባረ ሰናይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ግልጋሎት ምግባረ ሰናይ ዝህቡ ገበርቲ ሰናይ ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲን ቴክኒክን ሞያን ምምዝጋብ ምጅማሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኣብቲ ግልጋሎት ምግባረ ሰናይ ዝሳተፉ ውልቀ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 18…

ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ ከመይ ምክልኻል ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ (ስሊፕ ኣፕኖያ) ሰባት ምስ ደቀሱ እቲ ላዕለዋይ ትቦ ኣየር ብምሉእ ወይ ብኽፋል ክዕፀው እንከሎ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተመራመርቲ ይገልፁ። ብፍላይ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣ ዓብዪ ክሳድ ወይ ሓናት ዘለዎም ሰባት ድማ…

ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝቐረበ ክሲ ብዕሊ ምክርኻር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ(ሴኔት) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረበ ካብ መዚነቶም ክሳብ ምውራድ ዝበፅሕ ክሲ ብዕሊ ምክርኻር ጀሚሩ። ታሕተዋይ ባይቶ ኣመሪካ፥ ነተን ንፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ስልጣኖም ንምእላይ…

ጭዋዳ ገናሕቲ መኪናን ተሳፈርቲን ዘነቓቕሕ ወምበር ተሽከርካሪ ተሰሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ላንድ ሮቨር ጃጓር ኣሽከርከርቲ መኪና ኣብ ዝገንሑሉ እዋን ጭዋዳታቶም ንኽነቓቐሕ ዝሕግዝ ወምበር ከፍሪ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ። እቲ ወምበር ኣሽከርከርቲ ወይ ድማ ተሳፈርቲ ብበዝሒ ኮፍ ምባል ንዘጋጥሞም ድኻም ጭዋዳ ብምቕናስ ጭዋደኦም ዘነቓቕሕ ኢዩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዘካየድዎ ዑደት ዕዉት ስምምዕነት ዝተገበረሉ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዘካየድዎ ዑደት ካብ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ዝፍልፍልን ንሃገራት ኣፍሪካ ካብ ዝወሃብ ትኹረት ዝተፈፀመን ብምዃኑ ዕዉት ስምምዕነት ዝተገበረሉ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…

ቀነኒሳን ኪፕቾጌን ኣብ ለንደን ማራቶን ዝገብሩዎ ንሕንሕ ዓለም ብሃንቀውታ ይፅበዮ ኣሎ

አዲሰ አበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኬንያዊ ኣትሌት ኤልዩድ ኪፕቾጌ ኣብዚ ዓመት ዝገብሩዎ ንሕንሕ ለንደን ማራቶን ዓቢዪ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣትሌት ቀነኒሳ ናይ ማንም እዋን ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዓለም ዘመዝገበ እንትኸውን፥ ኪፕቾጌ…

ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ኣሕሊፉ ዝህብ ዘተ ኣይገበረትን፤ ንቕድሚት እውን ኣይትገብርን – ተደራደርቲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስትራት ማይን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 13 ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከሳልጥዎ ዝፀንሑ ዘተ እወንታዊ ውፅኢት ብምሓዝ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ ነይሩ ኢዩ።…

መድረኽ ምንቕናቕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቕናቕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን 2012  ላዕለዎት ሓለፍቲ ዞባን ወረዳን፣ ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መኾኒ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዓ/ም "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንመርኣያ ልምዓትናን ፅንዓትናን” ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ኣብያተ ፍርዲ መረፃ ተንከፍ ዝኾኑ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ንምድናይ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዞም ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዝቐርቡ ሕቶታት ዳይነት ቅልጡፍን ፅሬት ዘለዎን ውሳነ ንመሃብ ዘኸእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፍሊጡ። ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል፥ ብኣዋጅ ፓርቲታት…