Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ሃገራት ኮስታሪካን ፓናማን ዝሳለጥ 10ይ ግጥም ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕላፍ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ብጥንቆላን ድፍትርናን ኣቢሎም ኣብ ጥዕና ሕብረተሰብ ፀገም ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ስራሕቲ ባህላዊ ሕክምና ዝነጥፉ ኣካላት ኣብ ጥዕናን ስነልቦናን ሕብረተሰብ ፀገም እናፈጠሩ ከም ዝርከቡ ተሓቢሩ። ባህላዊ ሕክምና ብዘይሕጋውያን ካብ ኣግባብ ወፃኢ ምስራሕ ኣብ ሕብረተሰብ ስነልቦናውን ቁጠባውን ቅልውላው ከም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝተጠርጠሩ 396 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝተጠርጠሩ 396 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት ብዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት፣ ዝውውር ገንዘብ፣ ውራ መሬት፣ ስርቆት መኪናን ካልኦት ገበናትን ተጠርጢሮም ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ…

ንተጓዓዝቲ ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተጓዓዝቲ ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምፍናው ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ተጓዓዝቲ ዓድዋ፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባገዳታት፣ ሃርበኛታትን ካልኦት እንግዶት ዝተገበረሎም…

ሎሚ ዘበን ኣብ ጎንደር ኣብ ዝኽበር ብዓል ጥምቀት ብተዂሲ ዝተዋደደ ልዑል ምፍንዳእ ንምፍፃም ኣብ ምድላው ዝነበሩ ክልተ ኣባላት ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝኽበር ብዓል ጥምቀት ብተዂሲ ዝተዋደደ ልዑል ምፍንዳእ ንምፍፃም ኣብ ምድላው ዝነበሩ ክልተ ኣባላት ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ጥፍኣት ኣርባዕተ ቡምባታት ኤፍ ዋንን…

ስሩዕ ናፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ትግራይ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ናፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ትግራይ ካብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ከምዝጅምር ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ስሩዕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር…

ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስሑል ሽረን ፋሲል ከነማን ፀወተአን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ብዝኾነ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ኩዌት ይካፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት እናተሳለጠ ዝርከብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ይካፈል ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ኩዌት ብምትሕብባር ኢዩ ኣብቲ ኣቪየሽን ሾው እናተሳተፈ ዝርከብ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት…

ካብ 1 ሺሕን 300 ሲ ሲ ንታሕቲ ንዝኾና ተሽከርከርቲ ዝውሰን መጠን ታክሲ ናብ 5 ሚኢታዊ ክወርድ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ኣብ ዝተገበረሉ ረቂቕ ኤክሳይዝ ታክስ ኣብ ልዕሊ ሓደሽቲ ተሽከርከርቲ ዝንበር መጠን ታክሲ ካብ 30 ሚኢታዊ ናብ 5 ሚኢታዊ ክቕንስ ተገይሩ። ሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣብቲ ዝተመሓየሸ ኤክሳይዝ ታክስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ።…

ጥበብ የኽብር ሃፍቲ የንብር-መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥበብ የኽብር ሃፍቲ የንብር ብዝብል ርእሲ በዓል ጥምቀት ብዝምልከት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሰሙናዊ መልእኸቲ ኣመሓላሊፉ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መልእኽቲ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን፣ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…