Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ንቤተሰብ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኸበረ ብዓል ጥምቀት ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ወገናት ምፅንዕናዕ ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ንቤተሰብ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኸበረ ብዓል ጥምቀት ትማሊ ብዝበፅሐ ሓደጋ ምፍራስ ርብራብ ዕንጨይቲ…

ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብዝበፅሐ ሓደጋ 9 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ንኣጋይሽ ዝተዳለወ ርብራብ ኣእዋም ፈሪሱ ብዘብፀሖ ሓደጋ ትሽዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ብዙሓት ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት…

ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ወርሒ ሴክተር ኣቢያተ ዕዮ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ወርሒ ሴክተር ኣቢያተ ዕዮ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኸ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካኦት ኣመራርሓታት ሴክተር ኣቢያተ…

መበል 39 ኣኼባ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ምዕባለ ኣፍሪካ ምዕሩይ ኩነታት ንምፍጣር ቨዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብመንፅር ምርግጋፅ ሰላም ዓሊሙ ኣብ ዝገብሮ ዘተ፥ ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ…

ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ክልል ትግራይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዕለተ ሓሙስ 14 ጥሪ 2012 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ክልል መንግስቲ ክርእይ ኢዩ።…

ኣብ ጣቢያ ወታደራዊ መሰልጠኒ የመን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 111 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ጣቢያ ወታደራዊ መሰልጠኒ የመን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሚሳኤል 111 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ኣብ ከባቢ ማሬብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወታደራት ዝተፈፀመ ኮይኑ፥ እቶም ወታደራት ኣብ ውሽጢ መስጊድ…

ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብዝገበርዎ ተሳትፎ ብዓል ጥምቀት ዝኸፍአ ጉድኣት እንተይበፅሐ ተኸቢሩ-ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተኸበረ ብዓል ጥምቀት ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ተዋዲዶም ብዝገበርዎ ፃዕሪ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተይበፅሐ ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ በዓል ብምህዋኽ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉድኣት…

ኣብ ቻይና ዝተርኣየ ሓድሽ ቫይረስ  ካብ ሰብ ናብ ሰብ ከምዝመሓላለፍ ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ዛጊድ ኣርባዕተ ሰባት ዝቐተለን ብቕልጡፍ ይላባዕ ዘሎን ሓድሽ ቫይረስ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ክመሓላለፍ ከምዝኽእል ሰብመዚ እታ ሃገር ኣረጋጊፆም። ብሰንኪ እቲ ነድሪ ሳምቡእ ዘኸትል ቫይረስ ወዲ 89 ዓመት ግዳይ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። እቶም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ ምስ ቦሪስ ጆንሰን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ተዛትዮም።   ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን፥ ጎድና ጎድኒ ኣብ ለንደን እናተሳለጠ ዝርከብ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ብታኒያ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ልምዓት እንግሊዝ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ልምዓት እንግሊዝ ኣሎክ ሻርማ ተዛትዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ መሰረተ ልምዓት፣ ሕርሳ፣ ለውጢ ኣየርን ሓለዋ ከባቢን ዘድሃበ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክትል ቀዳማይ…