Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ክልል ደቡብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ክልል ደቡብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛትዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ልዕሊ 2 ሺሕ ዝኾኑ ተወከልቲ ተረኺቦም። ካብ ኩለን ዞባታት እቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቅድመን ድሕረን ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ኢትዮጵያ ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቅድመን ድሕረን ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ኢትዮጵያ ድጋፍ ንክገብር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ። ተወከልቲ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣብ 2012 ዓ.ም ዝካየደ ሃገራዊ ምርጫ…

ረቂቕ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዳግም ንኽረአ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዳግም ንኽፍተሸ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ረቂቕ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብዝምልከት ትማሊ ምስ…

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ዝካየዱ ግጥማት ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ። እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ምስ ጋና፣ ደቡብ ኣፍሪቃን ዚምባብወን ኢያ ተመዲባ ዘላ። እቲ ምድብ ድልድል ኣብ ከተማ ካይሮ ዝተኻየደ…

ወልዋሎ መይድኡ ንክግምገመሉ ሕቶ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወልዋሎ ንዝሓለፉ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ፅገና ዝፀንሐን ኣብ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን መይድኡ ብኣወዳደርቲ ኣካላት ንክግምገመሉ ብደብዳበ ሕቶ ኣቕሪቡ። እቲ ሜዳ ብዝሓሸ ፅሬት ከምዝተሰርሐ ዝተገለፀ…

ብሽርክና ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን 560 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ንደሓር ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምሽራኽ 560 ፕሮጀክታት  ኢንቨስትመንት እናተሰርሑ ምዃኖም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ መኮንን ሃይሉ ከምዝገለፁዎ፥…

ኢትዮጵያ ስርዓት ኣገልግሎት ሎጅስቲክስን ትራንስፖርትን ዘመናዊ ንምግባር ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስርዓት ኣገልግሎት ሎጅስቲክስን ትራንስፖርትን ዘመናዊ ንምግባር ትሰርሕ ከምዘላ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ዳቮስ ኣብዝካየድ ዘሎ ፎረም ኢኮኖሚክ ስርዓት ኣገልግሎት ሎጅስቲክስን ትራንስፖርትን ብዝምልከት…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣዋጅ ምምሕያሽ ኣወዳድባ ወረዳን ጣቢያን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ጉሙዝ ኣዋጅ ምምሕያሽ ኣወዳድባ ወረዳን ጣቢያን ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ አሻድሊ ሃሰን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንትን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን እቲ ባንኪ ኣይተ ባጫ ጊና ከምዝበልዎ፥ ካብ ውልቀ ባንኪታት 24 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ተኣኪቡ ኣሎ። እቲ…

ሆስፒታል ዓይደር ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕረሀንሲቭ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ሓደ ዝኾነ ሕማም ካንሰር ኣብዚ ሐዚእዋን ብብርኪ ሃገርን ክልልን ብስፍሓት ካብ ዝርኣዩ ሕማማት ሓደ…