Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ።   ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ረታ ኣለሙ፥ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዘፈር ንግዲ ዘለወን ምትእስሳር ከጠናኽራ ይግባእ…

ውፅኢት 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ካብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ዓስራይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ኣርባዕተ ፀወታታት ብምስዕዓር ተዛዚሞም። ብመሰረት እዚ፦ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ 1- 1 ኢትዮጵያ ቡና ቅዱስ ጊዮርጊስ 1 - 0 ባህርዳር ከተማ…

ኣብ ቻይና ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብቫይረስ ኮሮና ከይጥቅዑ ክትትል እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ቻይና ዝመሃሩ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ኣብታ ሃገር ብዝተርኣየ ሓዱሽ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ከይጥቅዑ ክትትል እናገበረ ምዃኑ ኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ከምዝገለፆ፥ እቶም ተምሃሮ በቲ ሓዱሽ…

ቀዳማይ ሚ/ር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ሞሓመድን ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ኣስመራ እናተኻየደ ዝርከብ ሰለስተኣዊ ዘተ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ነናይ ሃገሮም ዓበይቲ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣስመራ ኣትዮም

አዲስ አበባ ፣ ጥር 18 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣትዮም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ ድማ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣስመራ ኣብ…

ኣብ ብራዚል ብዝተፈጠረ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወት 30 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ዝወቕዐ ሓያል ማይ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወት 30 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ። ኣብ ግዝኣት ሚናስ ጌራይስ ዝተፈጠረ እቲ ሓደጋ ውሕጅ፥ ክብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ 17 ሰባት ኣብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ…

ባግዳድ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቓዕቲ ሮኬት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኢራቕ ባግዳድ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ሮኬት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ኣብ እዋን እቲ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሮኬታት ዝተፈነዉ እንትኾኑ፥ ሓደ ሮኬት ኣብ ካፌ ናይቲ ኤምባሲ፤ እቶም ዝተረፉ ክልተ ሮኬታት ድማ ኣብ ጥቓ እቲ ኤምባሲ…

ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ ተጓዒዙ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተተሓሒዙ ቅድሚ ሕዚ ብዝተበፅሐ ስምምዕነት መሰረት ምስ ጉጅለ ልኡኽ…

ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዝተሃነፀ ማእኸል ሳይንስን ቴክኖሎጅን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓገዝ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዝተሃነፀ ማእኸል ሳይንስን ቴክኖሎጅን ተመሪቑ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ረይነርን ፕረዚደንት ዩኒቨርስቲ መቐለ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወትን…

ቀዳማይ ሚ/ር ደ/ር ኣቢይ ናብ ኣስመራ ከይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ኣመራ ከይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ እንትኣትዉ ብፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት…