Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዝ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዘ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሎሚ መኣልቲ ልዕሊ 12 ሺሕ ኩንታል ስርናይ ዝፀዓና 30 ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ምእታወን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ…

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝምለስ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓይሊ ሪጅን ሰሜን ኣፍሊጡ። ብፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብከበድቲ መሳርሒታት ዝተወቕዑ ዓበይቲ መስመራት መተሓላለፍቲ ሓይሊ ፅገና ብምግባር…

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፀብፃብ ናይ መስክ ምልከትኡ ዝምልከት መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብጉጅለ ጁታ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ኣመልኪቱ ዝገበሮ ምልከታ መስክ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ መርማሪ ቦርድ፥ ሓይሊ ዕጡቓት ህወሓት ትፍኣት ኣብ ዘብፀሐለን ዝተፈላለያ ከባቢታት ብምዝውዋር ምልከታ ገይሩ…

ፓርክ ሓድነት ዓውደ ምርኢት ዓርዓር ነብሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መካነ እንስሳት ፓርክ ሓድነት ዓውደ ምርኢት ዓርዓር ነብሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሩ። እተ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ በፃሕቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ናብቲ ፓርኪ ብምምፃእ ነቶም ፅቡቓት እንስሳት ክዕዘቡ…

ቤት ፍርዲ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ብርጋዴር ጀነራል ገብረመድህን(ወዲ ነጮ) ሓዊሱ ሸውዓተ ላዕለዎት መኮንናት መርማሪ ፖሊስ ብዘካየዶ ምርመራ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ…

ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ ንኻልኣይ እዋን መረፃ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ፤ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መረፃ ንኻልኣይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ወዲ 76 ዓመት ፕሬዚዳንት፥ 51 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝሰዓሩ ተገሊፁ። ተናሓናሓዮምን መራሒ ተቓዋሚ ፓርቲ…

ጥዕና መናእሰይን ሰገናትን ትኹረት ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥዕና መናእሰይን ሰገናትን ትኹረት ተዋሂቡ ምስራሕ ከምዝግባእን ዝምልከቶም ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ ከምዘለዎምን ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ትራንስፎርሜሽን ትልሚ ጥዕና ሓሙሽተ ዓመት ብዙሕ ዘተ ከምዝተገበረሉን ጥዕና…

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ ፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ። እቲ ትካል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበሮ፥ ብዋንኡ ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምምላስ ዘኽእል ስርዓት…

ብጁንታ ህወሓት ተዓጊቶም ካብ ዝነበሩ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓራ ወፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፤ 30 ህዳር፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንእንግዶት ኢሉ ፀዊዑ ዓጊቱዎም ካብ ዝነበረ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥  ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን  ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ዳህሳስ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ናብ ግዝኣት ላሙ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ናብ ግዝኣት ላሙ ኣምረሖም። ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ንምግባር ናብ ኬኒያ ዘምርሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን…