Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ተዛዚሙ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ተጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክዛዘም ዝግበኦ ዝነበረ ድርድር፥ ክሳብ ትማሊ ዓርቢ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ኪም ጄይ ዩን ተዛትየን። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ንብረት ለውጢ ኣየር ሰርሐኦ ዘርከባ ተግባርን ኣብ ልምዓት ደኒ ብሓባር ክሰርሑዎም ኣብዝኽእሉ ዛዕባታትን ኣድሂቦም…

ልዕሊ 700 ኣምቡላንሳት ንክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተዓዲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ልዕሊ 700 ኣምቡላንሳት ንቢሮ ጥዕና ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣረኪቡ። እተን ኣምቡላንሳት ኣብ ጥሕና ህፃናትን ኣዶታትን ከምኡ እውን ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ምምሕያሽ ቅብብል ሕሙማትን ልዑል ግደ ከምዝህልወን…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብሩዎ ዘተ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ዝገብሩዎ ዘለዉ ዘተ እናቐፀለ ኢዩ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ረቂቕ ስምምዕነት ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ትኹረት ብምግባር ኢዩ…

መገዲ ኣየር ኬንያ ናብ ቻይና ዝገብሮ በረራ ብግዚያዊነት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኬንያ ናብ ቻይና ዝገብሮም በረራታት ብግዚያዊነት ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። ንውሓት ምእጋድ እቲ በረራ ንምውሳን ድማ ምስ ሚኒሰትራት ጉዳያት ወፃኢን ጥዕናን ዘተ እናተካየደ ምዃኑ ገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ካብ ቻይና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ መፃኢ ሰኑይ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መፃኢ ሰኑይ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መፃኢ ሰኑይ 25 ጥሪ 2012 ዓ.ም 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ…

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ኣብ ሃገራ መረፃ እድሂቦም ተዛትዮም

አዲስ አበባ፣ ጥር 22፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ሃገራ መረፃ እድሂቦም ተዛትዮም። እቲ ዘተ ትካላዊ ናፅነቶምን ዘይሻራዊነቶምን ተሓሊዩ ኣብ ቅድመ ምድላው ሃገራዊ መረፃን ኣብ ድንጋገታት “ኣዋጅ መረፃን ፓርቲታት…

ኣብ ኢንዳስትሪ ሌዘር ሸባ መድረኽ ልውውጥ ተሞክሮ ካይዘን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኩለን ኩባንያታት ትእምት ዝተወከሉ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዝተሳተፉሉ መድረኽ ልውውጥ ተሞክሮ ካይዘን ኣብ ኢንዳስትሪ ሌዘር ሸባ ተሳሊጡ። ኣብ ንጥፈታት ካይዘን እቲ ኢንዱስትሪ ዑደት ብምግባር ዝተጀመረ እቲ መድረኽ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዓመተ 2012 ልዕሊ 200 ደቂ ኣንስትዬ ፆታዊ መጥቃዕቲ ከምዝበፀሐን ተገሊፁ

መቐለ: 21 ጥሪ 2012 ዓም (መቐለ ፋና)ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓም ልዕሊ 200 ደቂ ኣንስትዬ ፆታዊ መጥቃዕቲ ከምዝበፀሐን ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኣፍሊጡ። ዞባ ሰሜን ምዕራብን ዞባ ምብራቅ ትግራይን ድማ ብጥቅዓት ደቂ ኣነስትዮ ዝፅርሓ ከባብታት ምዃነን ተገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ…