Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ።…

ኣብ ትግራይ ዘለዋ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብምጥንኻር ቁጠባ ትግራይ ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዘለዋ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብምጥንኻርን ብምውዳብን ቁጠባ ትግራይ ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ተሓቢሩ። ክፍሊ ትምህርቲ መፅናዕቲ ዩኒቨርስቲ መቐለ፥ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ምስ መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ሓላፍተን ዝተወሰነ ሕብረት…

ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሎም ውዒሎም። ብመሰረት እዚ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማ፣ ክማ ኣባ ክፋር፣ ወላይታ ድቻን ወልቂጤ ከተማን እንትዕወታ፥ መቐለ ሰብዓ…

መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን አብ ባንክታት ሕፅረት ጥረ ገንዘብ ኣጋጢሙ ምንባሩ ይፍለጥ። ኮይኑ ግና ካብ 22 ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ብቢልዮናት ዝቑፀር ናይ ብር ኖት ናብ ክልልና ኣትዩ ናብ ኩለን ባንክታት ኣብ ምክፍፋል ይርከብ ። ይኹን እምበር…

መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ 6 ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ፅባሕ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ክውዕል ኢዩ። ኣብቲ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ድማ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ መቕለ 70 እንደርታ…

ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ምዃኑ ፌዴሪኢ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ነዜ ዝገለፃ፥ ኣብ ምቕራፅን ምስፍሕፋሕን ትምህርቲን ሰናይ ኣስተዋፅኦን ኣድሂቡ ምኽረ ሓሳብ ዘቕርብ ኮሚሽን ዓለም…

ቫይረስ ኮሮና ናብ ትግራይ ከይኣቱ እኹል ምክልኻል እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ጀሚሩ ናብ ዝቸፈላለያ ሃገራት ዓለም እናተዛመተ ዝርከብ ቫይረስ ኮሮና ናብ ክልል ትግራይ ንከይኣቱ እኹል ምክልኻል እናተገበረ ምዃኑ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ርእየ ኢሳያስ…

ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ ፍሎረንስ ፓርሊ  መዘነኦም ተዛትዮም። ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ብቅድሚ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ…

ኣሜሪካ ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ሃገሮም ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪሎም። እቲ ኽልከላ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ፣ ናይጀሪያ፣ ታንዛኒያ፣ ሱዳን፣ ኪርጊዝታንን ማይንማርን ኢዩ ተነቢሩ። እቲ ሓዱሽ መምርሒ፥…

ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ምክያዱ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ እንደርታ ገሊፁ። ኣብቲ ዑደት ካብ 17 ጣብያታት ክልቲአን ወረዳታት ዝተውፃእፀኡ…