Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ብሞት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

አዲስ አበባ ፣ ጥር 26፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዳንኤል አራፕ ሞይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ንኬኒያውያን ፅንዓት ተመኒዮም።…

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገናሌ ዳዋ III ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገናሌ ዳዋ III ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…

ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ካብዚ ዓለም ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ 95 ዕድሚኦም ካብዚ ዓለም ተፈሊዮም። ሕልፈት ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ድማ፥ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ ቴሌቪዥን ጣቢያ እታ ሃገር ቀሪቦም ዕላዊ ገይሮም። ኣብ 95 ዓመቶም ዝዓረፉ ዳንኤል…

መድረኽ ዘተ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣብ ኦስትሪያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኦስትሪያ ቬና ግደ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ንሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት፥ ኣባል ሃገራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብዕሙቆት…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ቀሪ ፀወታታት ተኻይዶም። ናብ ጎንደር ተጓዒዛ ኣብ ስታዲየም ፋሲለደስ ምስ ፋሲል ከነማ ዝገጠመት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኚቨርሲቲ ብብሕታዊት ሸቶ ሙጂብ ቃሲም 1 ን 0 ስዕረት ኣተኣናጊዳ ተመሊሳ።…

ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 287 ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናብ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ተዘዋዊሮም ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 287 ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናብ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ከምዝተዘዋወሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብ ኢትየዮጵያ ለውጢ ምስተኻየደ ንህዝቢ ዝረብሑ ብዙሓት ናይ ሪፎርም ስራሕቲ ዋላ ይሰርሑ እምበር ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ግን ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታት ዝህውኹ…

ህዝቢ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተኣሳሲሩ ስግኣት ክሓድሮ ኣይግባእን – ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተኣሳሲሩ ስግኣት ክሓድሮ ከምዘይግባእ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አፍሊጡ። አብ ኣክሱም ካብ ቻይና ንዝመፀ ብጥርጣረ ስክሪን ንክግበር ምጅማሩ እቲ ሓደጋ ንምንካይ ተሓሲቡ ዝግበር ዘሎ እምበር ንህዝቢ ስግኣት ዘሕድር ኩነታት…

ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ 47 ሺሕን 162 ተጓዓዝቲ ምርመራ መፍለዪ ዋዒ ከምዝተገበረሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌን ኣብ ካልኦት 27 ኬላታት መእተዊን መውፅኢን ዶባት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ 47 ሺሕን 162 ተጓዓዝቲ ምርመራ መፍለዪ ዋዒ ምግባሩ ሚኒስቴር…

ሶማሊያ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ብሄራዊ ኣዋጅ ስግኣት ሓደጋ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራት ምብረራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ስዒቡ ሶማሊያ ብሄራዊ ኣዋጅ ስግኣት ሓደጋ ኣዊጃ። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሃገራ ቀርኒ ኣፍሪካ ተራእዩ ዘሎ ኣምበጣ በረኻ፥ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ዓብዪ ጉድኣት እናብፀሐ ይርከብ።…