Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

መንግስቲ ትግራይ ብሕልፈት ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን ሕልፈት ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ኣመሓላሊፉ። መንግስቲ እቲ ክልል ብቢሮ ርክብ ህዘብን መንግስትን ኣቢሉ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብሃንደበታዊ ዕረፍቲ ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ መስፍን መላኩ ብመዓርግ ሚኒስትር ዲኤታ ሓላፊ ፍሉይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር 2. ዶክተር ሹመቴ…

ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ክንፈልጦም ዝግብኡና ነጥብታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ክፋላት ዓለም እናተስፋፍሐ ይርከብ። ብምኽንያት እዙይ ውድብ ጥዕና ዓለም ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ጥዕና ኢዩ ኢሉ ኣዊጁ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን እውን ሕማም…

ሚኒሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዓላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ቤት ዕዮ ሚኒሰቴር ጉዳት ወፃኢ ኣሜሪካ…

ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ይግባእ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ከምዝግባእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ ገብረመድህን ከምዝበልኦ፥ ህዝቢ ትግራይ ወናኒ ብርክት ዝበሉ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት…

መሰል ዘላቒ ተረባሕነት ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘይሕሉ ዋላ ሓንቲ ቓል እንድሕር ተሓዊሳታ ስምምዕነት ኣይንፍርምን – ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ስምምዕነት መሰል ዘላቒ ተረባሕነት ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘይትሕሉ ዋላ ሓንቲ ቓል እንድሕር ተሓዊሳታ ኢትዮጵያ ከምዘይትፍርም ሚኒስተር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃቡዎ መግለፂ…

ዩኒቨርስቲ መቐለ መፋስስ ጣንቋን ማይ ሎሚንን ብምሕዋይ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት እቲ ከባቢ ንምርግጋፅ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ልዕሊ 14 ሽሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ዓብይ መፋስስ ጣንቋን ማይ ሎሚንን ብዝግባእ ብምሕዋይ ማሕበራዉን ቁጠባዉን ተረባሕነት እቲ ከባቢ ንምርግጋፅ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ ኮሙቴ መፅናቲ ብምጥያሽ ኣብ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ…

ብቫይረስ ኮሮና ተጠርጢሮም ዝነበሩ 4 ኢትዮጵያውያን ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኻልኣይ ግዘ ብቫይረስ ኮሮና ተጠርጢሮም ዝነበሩ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሱ ሰለስተ ኢትዮጵያውያንን ሓደ ቻይናዊን በቲ ቫይረስ ተጠርጢሮም ክትትል…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንኬንያውያን መግለፂ ሓዘን ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዳንኤል አራፕ ሞይ ዝተሰመዐ ሓዘን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ንፕዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ዝተሰመዐን መሪር ሓዘን ገሊፀን። ዳንኤል አራፕ ሞይ…

ኣትሌት ኣባዲ ሓዲሽ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብዙሓት ዓለም ለኻን ኣህጉራዊን ውድድራት ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተወዳደረን ዝተዓወተን ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ኣባዲ ሓዱሽ ካብዚ ዓለም ተፈልዩ። ኣትሌት ኣባዲ ሓዲሽ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ኦሎምፒክን ሻምፒዮና ዓለምን ንሃገሩ ብምውካል ተሳቲፉ…