Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ነበርቲ ከተማ አዲስ ኣበባ ዝተለመደ ኢትዮጵያዊ ባህሊ ምትእንጋድ ክፍፅሙ ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ ጉባኤ 1 ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ኣጋይሽ…

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 31 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ግዝኣት ዉሃን ብዘጋጠመ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝልከፉን ህይወቶም ዝስእኑን ሰባት  ካብ እዋን ናብ እዋን ብዝለዓለ ቁፅሮም መጠን ይውስኽ ምህላዉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኮሚሽን ጥዕና እታ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበሎ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት…

ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሓምለ ስርሑ ብዕሊ ክጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓ.ም ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት 54 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝኸተማ ኮሚሽነር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሙቻንጋ ኣልበርት ገሊፆም። 28 ሃገራት…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበሩ ድርድራት ንኹሎም ወገናት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ስምምዓት ምቱኳር ይግባእ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ዝግበሩ ድርድራት ንኹሎም ወገናት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ስምምዓት ምቱኳር ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ትካል ጉዳያት ስትራቴጂ ኣብ ዘሰናድኦ ወርሓዊ…

መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣብ ዴማ ማርዋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት መስራቲ ጉባኤ ህወሓት ኣብ ዝተኻየደሉ ዴማ ማርዋ፣ ጣብያ ማርዋ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ተረኺቦም ሕሉፍ ታሪኽ ቃልሲ ህወሓትን መፃኢ ዕድል ትግራይን መሰረት ገይሮም ሓሳባት ዘቕረቡ ነባር ተጋዳላይ ኣይተ…

ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀ ክኸውን ይግባእ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀን መሰል ሰራሕተኛታቱ ኣብ ግምት ዘእተወን ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣተሓሳሲቦም። ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…

ካልኣይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ምርኢትን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ምርኢትን ኮንፈረንስን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ምርኢትን ኮንፈረንስን፥ “ቡን ካብ ሃገረ መበቆል ሰባት /ምድረ ቀደምት/” ብዝብል መሪሕ ቓል ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ኣብቲ…

መበል 36 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 36 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ዝጀመረ ጉባኤ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ፥ ኣቦ መምበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ሓዊሱ…

ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከም ዝግባእ ወከልቲ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ገሊፆም። ኣብ ከተማ ዛላኣንበሳ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲትብ ድምቀት ተኸቢሩ።…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ካብ ዝቐረቡሎም ክስታት ናፃ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ስልጣን ንኽለዓሉ ዝቐረቡሎም ክስታት ናፃ ኮይኖም። እቶም ፕዚዳንት ስልጣኖም ዘይኣግባብ ብምጥቃምን ስራሕቲ እቲ ቤት ምኽሪ ብምትዕንቓፍን ተኸሲሶም ከይዲ እቲ ክሲ እናተርኣየ ፀኒሑ ኢዩ። ፕዚዳንት ትራምፕ…