Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

መራሒ ኣልቃይዳ ቃሲም ኣል ራይሚ ኣብ የመን ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሒ ኣልቃይዳ ዝነበረ ቃሲም ኣል ራይሚ ጦር ሰራዊት ኣሜሪካ ብዝፈነዎ መጥቃዕቲ ኣብ የመን ምቕታሉ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ኣሜሪካ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓያን ካብ 2015 ጀሚሩ ንጉጅለ ራዕዲ ኣልቃይዳ እናመርሐ ዝነበረ ቃሲም ኣል ራይሚ ኣብ የመን…

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ክሳብ ሕዚ ድማ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌህን ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን መናንጋጋዋን ኣትዮም ኣለዉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ምስ ዝገበረ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ፀገም ድኽዳኸ ንምውጋድ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ስለዝኾነ ክልቲአን ሃገራት ንዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ኣባል ብምዃን ከገልግላ ኢየን። እቲ ቤት ምኽሪ ምክልኻል፣ ምቁፅፃርን ኣፈታትሓን ጎንፂ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ታንዛኒያን መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ማሪ ቱምባ ንዜዛን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ፕሮፌሰር ፓላማ ጋምባ ጆን ካቡዲ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ጎናጎድኒ ስሩዕ ኣኼባ…

“መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” እንትንብል ኩሉ ነገር ብመንፅር ልምዓት ክኸውን ኣለዎ-ዶክተር ኣትንኩት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትንኩት መዝገቡ፥ መንእሰይ ትግራይ…

ብዘይ ገናሕቲ ትሰርሕ ተሸከርካሪት መመላለሲት ኣቐሑት ፈተነ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመጀመርታ ግዘ ብዘይ ገናሕቲ ትሰርሕ ተሸከርካሪት መመላለሲት ኣቐሑት ኣብ ጎደናታት ኣሜሪካ ፈተነ ትገብረሉ ፍቓድ ረኺባ። እታ ተሸከርካሪት ብዘይ ኣሽከርካሪ ወይ ድማ ሓገዝ ሰብ እንተይ ኣድለያ ግልጋሎት ክትህብ ኢያ ተባሂሉ። ኑሮ ብዝተብሃለ…

ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝሕግዝ መፅናዕቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ክሕግዝ ተባሂሉ ኣብ ዝተኻየደ ወፅኢት መፅናዕቲ ኣድሂቡ ምዝታዩ ገሊፁ። ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕን ርክበን ንምጥንኻርን ብመፅናዕቲ ዝተሓገዙ ስራሕቲ እናሳለጠ…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዓለም ለኸ ሓገዝ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተልዓለ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ንኽገብራ ተሓቲቱ። ኣብ ምክልኻል እቲ ዝተልዓለ ዕስለ ኣምበጣ ትኹረት ዝገበረ ዘተን ገለፃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይ ላይት ተኻይዱ።…

ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ  ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰሙናዊ መልእኽቲ "ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና!" ክብል ገሊፁ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ…