Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ዝርከቡ ሓረስቶት ናብ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ስራሕ ከም ዝተመለሱ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ጣቢያ ሓያሎ ዝነብሩ ሓረስቶት ሰላም ብምንጋሱ ናብ ንቡር ህይወቶም ምምላሶም ገሊፆም። ተዓጠቕቲ ጁንታ ኣብ ውሽጢ መረበቶም ብምምሻጎም ካብ ከባቢኦም ርሒቖም ንምኻድ ተገዲዶም ምንባሮም ኣመልኪቶም። ድሕሪ ኽልተ…

“ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ”ዶክተር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ኣፍቲ ክልል ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እቲ ሓገዝ ምክፍፋል ስራሕቲ ምጅማሩ ተዛዊሪቦም። ኣብዚ ሕዚ…

 “ኢትዮጵያ ሓንቲ ኮይና፥ ጁንታ ካብ ወሪዱ ንብሕቱ ቀሪዩ!” – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ብዝፈፀሞ ልክዕ ናይ ሰብ እንስሳ ክኸውን ኢዩ ኢልና ኣይገመትናን ነይርና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  526  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 741 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  526  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 115 ሺሕን…

ደ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝነበሩ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ዶክተር ኣዲስ ኣለም ኣብ ጉጅለ ፀረ ሰላም ተወዲቦም ብምስራሕ ተጠርጢሮም ኢዮም ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ዘለዉ፡፡ እቶም ተጠርጣሪ ኣምባሳደር ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ዑደት ስራሕ ዞባዊ ምትእስሳር ኣብ ዝረብሑ ሓበራዊ ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ዘተኮረ ከምዝኾነ…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ። እታ ብሄራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ መፃኢ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ንምስታፍ ኢዩ ኪጋሊ ኣቲያ ዘላ። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሸውዓተ…

በዓልቲ ቤት ኣንባሳደር ስዩም መስፍንን ወዶምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገህይወት በርሀን ወዶም ኣግኣዚ ስዩምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ክልቲኦም ተጠርጠርቲ ድሕሪ 30 መስከረም መንግስቲ የለን ብምባል፥ ካብ ጉጅለ ሓይሊታት ፀረ ሰላም…

ስራሕቲ ለውጢ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ሕርሻ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ጠቓሚ ከምዝኾነ ቀዋሚ ኮሚቴ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ፣ ሰበኽ ሳግምን ሓለዋ ከባቢ ብሚኒስቴር ሕርሻ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ለውጢ ኣመልኪቱ ምልከታ መስክ ገይሩ። ኣብ ምልከትኡ ድማ ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር ትኹረት ገይሪሩ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሪጂን ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ መቐለን ሽረ ዘለዉ ዋና ጣቢያታት ዘለዎም መማረፂ…