Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሓይሊታት ፖለቲካ ደቡብ ሱዳን ስምምዕነት ከይዲ ምስረታ መንግስቲ ናብ ተግባር ክቕይሩ ይግባእ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊታት ፖለቲካ ደቡብ ሱዳን ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ከይዲ ምስረታ መንግስቲ እታ ሃገር ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ክቕይሩ ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ፀዊዖም። እቶም ዋናፀሓፊ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ…

መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሓደ ፀወታ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር-ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ። ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ትግራይ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ጋንታ ሙጂብ ቃሲም ኣብ ልዕሊ መቐለ 70 እንደርታ ብዘቑፀረን ክልተ…

ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረቡሎም ክሲታት መስኪሮምለይ ኢዮም ዝበሉዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት ኣባሪሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረቡሎም ክሲታት መስኪሮምለይ ኢዮም ዝበሉዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት ኣባሪሮም። ፕሬዚዳንት ትራምፕ፥ ስልጣኖም ብዘይኣግባብ ተጠቒሞም ኢዮም ዝብል ክሲን ላዕለዋይ ባይቶ ኣሜሪካ ነቲ ክሲ ንምፅራይ መርመራ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል፣ ሚኒስትር መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ያለም ፀጋይ፣ ጅግና ሲ.ኤን.ኤን ዓመተ 2019…

ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ጉዳያት ኣምባሳደር ማህሌት ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ ዘረባ፥ ኢትዮጵያን ካናዳን ካብ 1948 ዓ.ም ጀሚረን ጥንኩርን ኩለመዳያዊ…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኤርና ሶልበርግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን…

ኣብ ከባቢ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 16 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ድሬዳዋ 20 ኪሎ ሜትሮ ርሒቓ ኣብ ትርከብ ከባቢ ላስ ዴሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 16 ሰባት ሓሊፉ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከባቢ 11 ሰዓት ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ ትራፊክ፥ ካብ ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ 5 ሰባት ከቢድ፣ 7 ሰባት ድማ ቀሊል ጉድኣት…

መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ /ኢጋድ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ከይዲ ቅድመ ምስረታ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ብዝርዝር ገምጊሙ። ተናሓናሕቲ ውድባት እታ ሃገር፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትም። ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ…