Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር ፎኔክስ ብዝተብሃለ ማሕበር ስፖርታዊ መኪና ዝተሰናደአ እንትኸውን፥ 15 ካብ ኣዲስ ኣበባ 8 ድማ ካብ መቐለ ዝተዓደሙ ተወዳደርቲ ተሳቲፎም። ንመፈሐምታ እዋን ኣብታ…

ኣብ ኣውሮፓ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ንፈለማ ግዘ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ካብ ውሽጢ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ንፈለማ እዋን ህይወት ሓደ ሰብ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እተን ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ህይወተን ዝሓለፈ ጓል 80 ዓመት ሽማግለ፥ ንዑደት ካብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ዝመፅኣ ምዃነን ሚኒስቴር…

ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 14 ሰሙን ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ መይዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ንሃዋሳ ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ፥ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ…

10 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ከይዲ ህንፅት ምስንዳእ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ንኽሳተፉ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ዝካየደሉ ቦታ ተረኺቦም ኩነታት ምድላው እቲ ኤክስፖ ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ጉጅለ ልኡኾምን፥ ሎሚ መዓልቲ “ዱባይ 2020” ተባሂሉ ንዝፅዋዕ ኤክስፖ እናተገበሩ…

እዚ ምብራቕ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)እዚ ምብራቕ ንሻምናይ ግዘ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወፍሪ ፅሬት፣ ልገሳ ደምን ፓነል ምይይጥን ብምክያድ ኣብ ከተማ ሃረር ኣኽቢሩ። ኣብቲ ፓነል ምይይጥ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ጀነራል ዘውዱ በላይ፥ እቲ ሰራዊት ዘጋጥሙዎ…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ቀፃሊ ሰሉስ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ 10 ለካቲት 2012 ዓ.ም ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን…

ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ክንገብራ ኢና- ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ንምግባር ከምዝስራሕ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፅምብል በዓል 11…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጥሙወን ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ መፍትሒ ከተኣላልሽ ኢዩ — ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጥሙወን ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ መፍትሒ ከምዘተኣላልሽ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓረብ ምስ ዝተውፃእፃኣ…

ህወሓት ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ፌዴሪኢ ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ፌዴሪኢ ንህወሓት ብዕለት 4 ለካቲት 2012 ዓ/ም ኣፍልጦ ሂቡ። ህወሓት ብመሰረት ዝኽተሎ መስመርን ፕሮግራምን ምስ ሓዱሽ ፓርቲ ብልፅግና ከምዘይውሃሃድ ምግላፁ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ 1162/2011…

ኣብ ግብፂ ሓደ ሰብ ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ግብፂ ኣብታ ሃገር ሓደ ሰብ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ትማሊ ገሊፁ። ቫይረስ ኮረና ካብ ምድሪ ቻይና ወፃኢ ዛጊድ ኣብ 24 ሃገራት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 500 ሰባት ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ…