Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  422  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 807 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  422 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 115 ሺሕን…

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሮክቶሬት ቦርድ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019 ኣብ ዝተገበረ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ንምዕዋት…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው 30 ሺሕ ብር ውሕስና ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢሮሚያ ምብራቕ ምድብ መጋባእያ ገበን፥ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው 30 ሺሕ ብር ውሕስና ብምትሓዝ ንክወፅኡ ኣዚዙ። እቲ ቤት ፍርዲ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘመሓየሾ ካልኣይ ክሲ ኣይተ ልደቱ ዘቕረብዎ ሕቶ ዋሕስ ተቐቢሉ። ብመሰረት እዚ…

ኣብ መደቀሲ ሴኮቱሬ 2 ቡምባ፣ 17 ሽጓጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ከምዝተረኸቡ ሰብኣይ ጓሉ ንመጋባእያ ኣረዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንበሪ ሰብኣይ ጓሉ ንሴኮቱሬ ኣብነት ኃይሉሸዋ፥ ብተፍቲሽ ዝተረኸበ 2 ቡምባ፣ 17 ሽጓጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን  ሴኮቱሬ ኣብ መደቀሲኡ ዘቐመጦ እንበር ናተይ ኣይኮነን ክብል ተኸራኺሩ። እቲ ተጠርጣሪ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ጎዳና ዕብየት ንክትጓዓዝ ዘኽእል ብሄራዊ ትልሚ 10 ዓመት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ጎዳና ዕብየት ንክትጓዓዝ ዘኽእል ብሄራዊ ትልሚ 10 ዓመት ኣፅዲቑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ እቲ ትልሚ ኣብ ህንፀት ሰላምን ትካላዊ ህዳሰን ዘተኩሩ 10 ዓምዲታት ከምዘለውዎ…

ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መቐለ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ጉጅለ ህወሓት ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ። እተ ቦታ ዘይሕጋዊ ቤት ማእሰርቲን መግረፍቲን ዝፍፀመሉ ከምዝነበረ ምክትል…

ንዶብ ተሻገርቲ ገናሕቲ መኪናን ሓገዝቶምን ምስ ኮቪድ-19 ብዝተተሓሓዘ ኢንሹራንስ ህይወት ከምዝእተወሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ንዶብ ተሻገርቲ ገናሕቲ መኪናን ሓገዝቶምን ምስ ኮቪድ-19 ብዝተተሓሓዘ ኢንሹራንስ ህይወት ከምዝእተወሎም ሚኒስቴር ትራንስፖርት ገሊፁ። እቲ ኢንሹራንስ ህይወት ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ከምዝግበርን ብሰብ ዋናናን ኩባኒያታትን ብዝኽፈል መጠን ኣርቦን…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብን ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ኣሎ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብን ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚሚኒስቴር ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካብ…

መፅሄት ታይምስ ንጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ብሉፃት ሰባት እዚ ዓመት ኢሉ ረቚሑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፅሄት ታይምስ ንምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ምክትሎም ካማላ ሃሪስን ዝበለፁ ሰባት ዓመተ 2020 ብምባል ረቚሑዎም። ንዲሞክራትስ ወኪሎም ኣብ መረፃ ኣመሪካ ተወዳዲሮም ዝተዓወቱ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስስ፥ ምስ ላዕለዋይ ተመራማሪ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ  ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም እቲ ሓደጋ ካብ መካነ ሰላም ናብ ኣዲስ ኣበባ ለይቲ ሰዓት 8 ሰባት ኣሳፊሩ ኣብ ምጉዓዝ ዝነበረት ዶሊፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት…