Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ፕሬዚዳንት ኣመራርሓ ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ 2. ዶክተር ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ባሌማ ድማ ዋና ዳይሬክተር…

ኣብ ከተማ ዓድዋ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ኤግዝብሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲትን መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋን ምክንያት ብምግባር ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ከተማ ዓድዋ ተኸፊቱ። እቲ ባዛር ኤግዝብሽን ብማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ዝተዳለወ ኮይኑ፥ ኣብ…

ዝርዝር ሽም ሎሚ መዓልቲ ክሶም ክቋረፅ ዝተወሰነ ዜጋታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ሌ/ኮ/ ቢኒያም ተወልደ…

ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ኣብ 91 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ንኣስታት 30 ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ዝመርሑ ሆስኒ ሙባረክ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2011 ብህዝባዊ ዓመፅ ካብ ስልጣን ከምዝተወገዱ ይዝከር።…

ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ብስልኪ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት እናተሰርሑ ዝርከቡ ፃዕሪታት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት…

ዓለም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣበርቲዓ ክትሰርሕ ይግባእ  – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም በቢ መዓልቱ ኣስጋኢነቱ እናወሰኸ ዝመፅአ  ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትዳሎ ከምዝግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ልዕሊ 80 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ማዕኸናት ዜና ዓለም ይሕብሩ…

ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይወሃብ ኣሎ። ኣባል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ፓርቲ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ሰልጠና ኣብ ሃገራዊ ለውጢን ነቲ ለውጢ ስዒቦም ዝተወሰዱ…

2ይ ፎረም ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፎረም ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካን ሻድሻይ ፎረም ዘላቒ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ዚምባብዌ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፎረም “ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ብምዕባለ ትልወጥ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ ኣብ ከተማ ቪክቶሪያ ፎልስ…

ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ምሁራን፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ስሙያት ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…