Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግልጋሎት ብሮድባንድ ኢንተርኔት ቅነሳ ዋጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግልጋሎት ብሮድባንድ ኢንተርኔት ምምሕያሻትን ቅነሳ ዋጋን ምግባሩ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ንውልቀ ተጠቀምቲ ክሳብ 65 ሚኢታዊ፣ ንግልጋሎት VPN ክሳብ 72 ሚኢታዊ ከምኡ እውን ንኢንተርፕራይዛት ክሳብ 69 ሚኢታዊ ዝበፅሕ ቅነሳ…

ኣብ ጣልያን ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 400 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጣልያን ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 25 ሚኢታዊ ብምውሳኽ 400 ከም ዝበፅሐ ተገሊፁ። ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣውሮፓ ናብ ጥልያን ዝገሹ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ከም ዝረኸባ ኣፍሊጠን። ውድብ ጥዕና…

ፌስቡክ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ገፁ ዝወፅኡ መደናገርቲ ምልክታታት ከምዝእግድ ኣፍሊጡ

አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቡክ ምስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ገፁ ዝወፅኡ መደናገርቲ ምልክታታት ከምዝእግድ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ፥ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዙ ወይ ድማ ክከላኸሉ ዝኽእሉ ፍርያታት ኢዮም ብዝብል ኣብ ገፁ ዝጥቅዑ ምልክታታት ከምዝእግድ…

 ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ መሬትን ውሕስና መግቢን ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ“ፎረም ፎር ሶሰሻል ስተዲስ” ዝተብሃለ ትካል ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ መሬትን ውሕስና መግቢን ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ትግራይ ዘለው ፀገም ምሕደራ መሬትን ውሕስና መግቢን ብዝምልከት ዘተ ተገይሩሉ። መምህር ክፍሊ…

ኣብ ኣሰላ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ኣብዛ ሃገር ይሳለጥ ንዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ከተማ ኣሰላን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሰልፊ ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተሓቢሩ። ዕላማ እቲ…

ን106 ላዕለዎት መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሹመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣስታት 106 ንዝኾኑ ላዕለዎት መኮንናት ሎሚ መዓልቲ ሹመት ሂቡ። እቲ ሹመት ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኢዮም ሂቦምዎ። ምክትል ኢታማዡር ሹም…

ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፈሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ክሳተፋ ኢየን። ምስተን ፕሬዝዳንት ድማ ላዕለዎት…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ጣሊያን መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ጣሊያን መዘነኦም ሉዊጂ ዲማዮ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትራት፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘትዮም። ብተወሳኺ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚያዊን…

ጋንታ ወልዋሎ ካብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ተኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወልዋሎ ካብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። እቲ ፌዴሬሽን ንጋንታ ወልዋሎ ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳቤ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብታ ጋንታ ምስ ዘገልገሉ ሸሞንተ ተፃወትቲ ተተሓሒዙ 14 ጥሪ 2012 ዓ.ም…