Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ፥ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም ኢዮም ልዝብ ዝገበሩ፡፡ ቀዳማይ…

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣፍሊጦም። ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣብዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኩሎም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን…

ነበርቲ ከተማ መቐለ መዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ማዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ  ምስተቖፃፀረ ምንቅስቓስ እታ ከተማ ናብ ስሩዕ ተመሊሱ እዩ። ሹቓት፣ ካፌን ምንቅስቓስ ትራንስፓርት ናብ ንቡሩ ስርሖም ምምላሶም ኣፍቲ ቦታ ዝርከብ ፀብፃቢ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም  2 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ 2012 ዓ.ም ክምረቑ ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ትምህርቲ ብምቁራፁ እቲ ስነስርዓት ምረቓ ንሎሚ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።…

ኣሜሪካ ክታበት ፒፋይዘር ኣብ ረብሓ ክውዕል ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ክታበት ፒፋይዘር ኣብ ረብሓ ክውዕል ኣፅዲቓ። እቲ ኤጀንሲ እቲ ክታበት ኣብ ረብሓ ንክውዕል ፍቓድ ንክህብ ካብ ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ሓያል ጸቕጢ ከም ዝበጽሖ ተገሊፁ። ሓላፊ ኤፍዲኤ ስቴፈን ሃን፥ ብዓርቢ ነቲ ክታበት ከጽድቕ ወይ…

ብኤጀንሲ ዳያስፖራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኤሜሬትን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኤሜሬትን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ተዛቲዩ። ብዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት ዝምራሕ እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብቲ ከባቢ ምስ ዝነብሩ መራሕቲ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 735 ካሬ ሜትር ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ እቲ እምነ ኩርናዕ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤሊያስ ሽኩርን ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት…

ልዕሊ 16 ሚልየን ብር  ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 16 ሚልየን ብር ንላዕሊ ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒት ናይ ሕክምና መገልገሊ ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድማ ክከፋፈል እዩ ተባሂሉ። እቲ መድሓኒት ናብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታልን ጣብያ ጥዕናን  ክከፋፈል እዩ።…

ሜ/ጄ ፃድቃን ገብረተንሳኤ ሓዊሱ 40 ነበር ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን መትሐዚ ትእዛዝ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብክሕደት ሃገርን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን  ፌደራል ፖሊስን ክዕገቱ ብምግባር ዝተጠርጠሩ ሜ/ጄ ፃድቃን ገብረተንሳኤ ሓዊሱ 40 ነበር ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን  ፖሊስን መትሐዚ ትእዛዝ ከምዝወፅአሎም ኮሚሽን ፖሊስ…