Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖን ሓይሊ ኣብ ምፍልፋል ከምዝርከብን መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ገሊፆም። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኢንጂነር ከማል ኣሕመድ ኣብቲ ቦታ ንዝተረኸቡ ጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ…

ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝቕፅል ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 472 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 799 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 472 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 116…

ፓርቲታት ብልፅግና ትግራይን ሶማሌን ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ብልፅግና ትግራይን ሶማሌን ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዝተገበረ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብፓርቲታት ብልፅግና ትግራይን ብልፅግና ሶማሌን…

መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላን ካብ ሜልቦርን (1956) ክሳብ ኦሎምፒክ ሪዮ (2016) ዝነበሩ ውድድራት ኦሎምፒክ ተሳቲፎም ሃገር ዘኹርዑ ጀጋኑ ኣትሌታት ዝዝከሩሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ…

ኩለመዳይ ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ደቂ ኣንስትዮ ብሕብረትን ብሓድነትን ክንቀሳቐሳ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩለመዳይ ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ደቂ ኣንስትዮ ብሕብረትን ብሓድነትን ክንቀሳቐሳ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ማሕበር ደቂኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ 7ይ ስሩዕ ጉባኤ…

ኣብ ስራሕቲ መሊስካ ምህናፅ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣዘዞ ሎዛ ማርያም ን274 ሰባት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ መሊስካ ምህናፅ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣዘዞ ሎዛ ማርያም ንዝርከቡ 274 ሰባት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ምርመራ ሚኒስቴር ሰላም ብዘተሓባብሮ ተግባር መሊስካ ምህናፅ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስራሕ…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ኩለመዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኬንያን ማላዊን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ትማሊ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም…

ብምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትጵያ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪያድን ከባቢኣን ምስ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትጵያ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪያድን ከባቢኣን ምስ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት፣ ብኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዋና ዋና…

ንጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንነበር ጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ። ንሻምበል ኣበበ ቢቂላን ሻምበል ማሞ ወልዴን መካነ መቓብሮም ኣብ ዝርከበሉ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ዮሴፍ ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባ ዝተሳለጠ…