Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክግበሩ ዝግበኦም ጥንቃቐታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ብምዃኖም እተን ትካላት ብምዕፃው እቶም ተምሃሮ ድማ ነናብ ስድራ ቤቶም ክምለሱ ምግባር፥ እቲ ቫይረስ ከይስፋሕፋሕ እናተወሰዱ ካብ ዝርከቡ ጥንቃቐታት እንትረአ ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…

ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋናን መስራቲን ኩባኒያ ኣሊ ባባ ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ። እቲ ደገፍ 54 ሃገራት ኣፍሪካ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ንዝገብርኡ ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ጃክ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን። ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን…

ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንበፃሕቲ ዕፁው ክኸውን ኢዩ – በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንበፃሕቲ ዕፁው ከምዝኸውን በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓ መዚ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፁ ከምዝፀሓፎ፥ እቲ ሙዜም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ናይጀሪያ ኣብ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ብዝበፅሐ ኖትጒ ህይወት 17 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይጀሪያ ኣብ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ብጋጠመ ሓደጋ ኖትጒ ህይወት 17 ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ፥ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርካ ኣብ ከባቢ መውፅኢ ጋዝ ምስ ርከቡ ሲሊንደራት ብምልግዑ ዝተፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ። በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞቱ ሰባት…

ትካላት ግልጋሎት ኣውቶብስ ኣንበሳን ሸገርን ንተገልገልቲ መሕፀቢ ኢድ ከቕርባ ኢየን – ኢ/ር ታከለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ግልጋሎት ኣውቶብስ ኣንበሳን ሸገርን ፅሬት ተሳፈርቲ ንምሕላው ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንመሕፀቢ ኢድ ዝኸውን ኣለኮል ከምዘቕርባ ምክትል ከንቲቫ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ገናሕቲ መኪና ናይተን ትካላት ናይ ኢድ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ 28 ቋንቋታት ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ከምዘንፀላለዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ 28 ቋንቋታት ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ከምዘንፀላለዎም ተገሊፁ። ኣብ ፖሊሲ ቋንቋታት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ፥ ብመሰረትሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ ዘሎ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ብምኽኒያት ቫይረስ ኮረና ብብርኪ ሃገር ኣብያተ ትምህርቲ ን15 መዓልታት ክዕፀዉ ኢዮም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ቫይረስ ኮረና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዝቕፅሉ 15 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ኣብያተ ትምህርቲ፣ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳትን ኣኼባታትን ከምዝዕፀዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣኼባታት ብዝምልከት…