Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃምን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ኣስረስን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃም መውጫን ሎሚ መዓልቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ መዝገብ እኒ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ዝተኻተተ ተጠርጣሪ ድማ ልዕሊ ብር 81 ሚሊየን ብባንኪ ኣንበሳ ኣቢሉ ንፅንፈኛ ጉጅለ…

ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ/ሲዲሲ/ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሃይሌ ጋርመንት ዝህነፅ ህንፃ እቲ ማእኸል፥ ሙሉእ ወፃኢኡ ብመንግስቲ ቻይና ዝሽፈን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ስነስርዓት…

መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፣ ፅብፃብ ኦዲት ወፃኢ፣ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታትን ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ…

ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ ብር 799 ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ትማሊ ኣብ ክልል…

ሕጊ ዘየኽሩ 812 ትካላት ንግዲ ፍቓድ ንግዶም እንትስረዝ 40 ሺሕን 823 ትካላት ድማ ተዓሺጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ሕጊ ዘየኽሩ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። በዚህም በአምስት ወራቱ ህግን ያላከበሩ 812 የንግድ ተቋማት የንግድ ፈቃዳቸው እንደተሰረዘ ገልፀዋል ስለዝኾነ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን። ፕሬዚዳንቷ በኮትዲቯሩ ፕሬዚዳንት አላሳኔ ኦታራ በአለ ሲመት ላይ ለመገኘት ነው ወደ ስፍራው ያመሩት፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣቢጃን እንትኣትዋ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሃማድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ኣምብሮሲ ድላሚኒ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይቶም ከምዝሓለፈ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ከባቢ ሓደ ወርሒ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ገሊፆም ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከቡ ገሊፆም ነይሮም…

ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተዛዚሙ ኢዩ – ኣምባሳደር ዶ/ር ትዝታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፆን። እተን ኣምባሳደር ምስ ዩናይትድ ኒውስ ኦፍ ኢንዲያ ኣብ ዝነበረንፃንሒት፥ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ተዛዚሙ ዜጋታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሃቀኖ መሰረት እቲ ኲናት ከምዝዛዘሞን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከይዲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል በቲ ጁንታ ተሓቢአን ዝነበራ ልዕሊ 140 ተሸከርከርቲን ቡምባታትን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ወረዳ የጭላ ኣብ ሓደ ቦታ ብጁንታ ተሓቢአን ዝነበራ ልዕሊ 140 ከበድቲን ቀለልቲን ተሸከርከርቲን ዝተፈላለዩ ቡምባታትን ሓዊሱ ብዙሓት ተተኮስቲ ከበድቲ መሳርሒታት ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዳህሳስ ተረኺቦም። ኣብቲ…