Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሎም ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ተግባራዊ ስርሑ ዝጀመረ እንትኸወን፥ ካብ 7 መጋቢት 2012…

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኸየጋጥም ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣደም መሓመድ ገሊፆም። ጄኔራል ኣደም እቲ ቫይረስ ኣብ ሰራዊት ንከየጋጥም ዓሊሙ ዝግበር ዘሎ…

ኢትዮጵያን ኳታርን ንማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝህነፅ ማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ኳታር ካሊፋ ቢን ያሲም ኣል ኩዋሪ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ ብምኽንያት ዝርገሐ ይረስ ኮሮና ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣቢያተ ፍርዲ ኣመልኪተን…

54 ሽሕ ሄክታር መሬት ትግራይ ብመስኖ ለሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ልምዓት መስኖ ልዕሊ 54 ሽሕ ሄክታር መሬት ብመስኖ ምልምዑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ልምዓት መስኖ ንልዕሊ 200 ሽሕ ሓረስቶት ተጠቀምቲ ዝገበረ ምዃኑ መራሒ ጉጅለ ኣሕምልትን ቅመማ ቅመምን እቲ ቢሮ ኣይተ…

ግልጋሎት ውሃብቲ ትካላት ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና እኹል ግንዛበ ንክህልወን ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ምስ ፍሰት ቱሪዝም ተኣሳሲሩ ናብ ትግራይ ዝኣትው ዑደተኛታት ጥንቃቐ ዝተመለኦ ግልጋሎት ንክህባ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ ምሃብ ምጅማሩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕብተረሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ተኸታተልቲ ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ከምዝገለፆ፥ ኣብዚ ሶሙን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ኣቐዲሙ ንምክልኻልን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ 6ይ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሻድሻይ ሰብ ምርካቡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሆስፒታታልትን ሆቴላትን ናይ ርክብ መርበብ ብምዝርጋሕ እናሰርሐ ምዃኑ…

ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱን ካልኦት ግምታዊ ዋጋ ዘይወፅአሎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዛሓለፉ ተኸታተልቲ 12 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተትሓዙ ምዃኖም ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።…