Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣፍሪካ ሕብረት ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዙሓት ተግባራት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምዕጋት ኩለመዳይ ምንቅስቓስ እናገበረ ምዃኑ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት (ሲዲሲ) ኮሚሽን ሕብረት ኣፍርካ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ስግኣት ዓልም ኮይኑ ብዝርከብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ተወሰኽቲ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ምርግጋፁ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ወዲ 44 ዓመት ጃፓናዊ፣ ሓደ ወዲ 85 ዓመት ኢትዮጲያዊን ወዲ 39 ዓመት ኣውስትራሊያዊን ብዝተገበረሎም ክትትል ሕክምናን ምርመራ ላቮራቶሪን…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሽሕን 200 ኪሎ ሜትሮ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኮንስትራክሽንን መገድን መጉዓዝያን ክልል ትግራይ 1 ሽሕን 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ  ኣስፋልት ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣስፋልት ኣብ 3 ዓመት ዝዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ወልደኣማንኤል…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሃገር ለኸ ስራሕቲ ምሃብ ግንዛበ ይሳለጥ ኣሎ – ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሃገር ለኸ ስራሕቲ ምሃብ ግንዛበ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ቫይስ ኮሮና ምስ ዝኾነ ይኹን ሃገር ዜግነት ከምዘይተሓሓዝን ሰብ ዝኾነ ኩሉ…

ውዕሊ ስምምዕነት መበል 13 ዙር ዕፃ ዝወፅአሎም መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ክትዕ ወሰን ዘለዎም ኣየካትትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውዕሊ ስምምዕነት መበል 13 ዙር ዕፃ ዝወፅአሎም መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ክትዕ ወሰን ዘለዎም ከምዘየካትት ተገሊፁ። ዕፃ ወፂኡሎም ብመሰረት ዝተፈላለዩ ውልቃዊ ምኽንያታት ውዕሊ ከይፈረሙ ዝፀንሑ ዕድለኛታት፥ ኣብዚ ሰሙን ስነ-ስርዓት…

ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ነጋዶን ሰብ ሃፍቲን ዓቕሚ ንዘይብሎም ክሕግዙ ከምዝግባእ ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…

ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ዝተኸልከለ ቅመም ከምዝተጠቐመ ብምርግጋፁ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን “እቲ ቀመም ተጠቒሙ ኢዩ”…

ስሩዕ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ስርዓት ምምሕዳር ገበንን ክቕፅል ኢዩ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ካብ ዝግበር ፃዕሪ ብተወሳኺ ስሩዕ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ስርዓት ምምሕዳር ገበንን ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽንን…

ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዘኽእል ቅድመ ምድላዋት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት እናካየደ ከም ዝርከብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር ኪሮስ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ከየጋጥም ዝከታተል ኮሚቴ ብተጣይሹ ኣሎ።…

ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ክትፈልጡዎም ዝግባእ ሓበሬታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ 150 ሃገራት ዓለም በፂሑ ኣሎ። ብምኽንያት እዚ ድማ ሰባት ብዛዕባ እዚ ሕማም ዘልዕሉዎም ሕቶታት እናወሰኹ መፂኦም ኢዮም። ቢቢሲ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕቶታት ኢዮም ብምባል ዘሰናድኦ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19)…