Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ናህሪ ዋጋ ዕዳጋ ንዘርኣዩ 34 ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ተዓሺጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ዋጋ ወሲኾም ዝተረኸቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘርፍታት ንግዲ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ክዕሸግ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቶም ንብረቶም ዝታዓሸጎም ነጋዶ 22 ሸርሸርቲ እክሊ፣ 9 እንዳ ስሚንቶን 3 ሸቐጣ…

ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕ በፂሑ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕን 12 ምብፅሑ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ካልኦት ሃገራት ካብ ዝተርኣየ መጠን በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ንላዕሊ ክኸውን ገይሩዎ ኣሎ። ብመሰረት ፀብፃብ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ…

ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ሃገር በቆል ምስ ዘበናዊ ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ፈላጣት ሃገር በቆል መድሓኒት ምስ ዘበናዊ ሓኻይም ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ቫይረስ ኮሮና ብሳይንሳዊ ምርምር ዝተሓገዘ ሃቀር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ሳይንስ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይን ጨንፈር ጀርመንን ብምትሕብባር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዝተዳለወ እዩ። እቶም…

መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ዝውሰዱ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ምስ ዝተጣየሸን ምስ ሚኒስቴር ኣቢያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአን ኮሚቴ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ክሳብ ሕዚ ኣብ…

ቦሪስ ጆንሰን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተገበረሎም ምርመራ ምልክት እቲ ቫይረስ ከምዘርኣዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ መልእኽቲ ኣፍሊጦም። ኣብ ብሪታኒያ ቁፅሪ በቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 ምብፅሑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ብዛዕባ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…

ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ስጉምቲ ከምዝወስድ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እነደሻው ጣሰው ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ምርካቡ ኣብቲ ክልል ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ። ምስቲ ውልቀሰብ ንኽክእ ዝነበሮም 24 ሰባት ከምዝተፈለዩ እውን ተሓቢሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ፥ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሒዛ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣውቶብስ ብምግልባጣ ዝተፈጠረ እንትኸውን፥ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ተምሃሮ ብተወሳኺ…