Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትቋረፅ ዘርኢ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትቋረፅ ዘርኢ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ምስሊ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን እዩ ዕላዊ ገይሩዎ፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 24 ጥቅምቲ ጀሚሩ ግልጋሎት ምቁራፁ ይፍለጥ፡፡…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 473 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 473 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 116 ሺሕን 769…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲ ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ዘንብር ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። ኣብቲ ከይዲ ስግግር ህዝቢ ጊዚያዊ ኣማሓደርቱ እናመረፀ ብፅቡቕ…

ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ። ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ…

ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ክልተ ሽቶታት ጋንታ ባህርዳር ከነማ ፍፁም ኣለሙ ኣብ መበል 5 ን 18 ደቒቕ እንተቑፅረን ሳልሰይቲ ሽቶ ድማ ባየ ገዛሀኝ ኣብ 53 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።…

ዘይሻራዊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ዘይሻራዊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምጥያሹ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም። መመሓየሺ ፕሮግራም መንግስቲ ባዓወት ንምፍፃምን ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለን ምርግጋፅ ቀፃልነትን ኢኮኖሚ ምኽሪ ሰብ ሞያታትን ሙሁራንን ከምኡ እውን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሮዮ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ በዓል ሽመት ፕሬዚዳንት ኮትዲባር ኣላስታ ኦታራ ንምርካብ ናብቲ ቦታ ምኻደን ይፍለጥ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት…

መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ስዒቡ ተዓፂዩ ዝነበረ ክልል ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 8 ጀሚሩ መስመር ኣገልግሎት በረራ ክፍቲ…

ኣብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ጋንታ ባርሴሎና ምስ ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጄርማ ተራኺበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባርሴሎና ምስ ፓሪስ ሴንት ዤርሜን ቦርሺያ ሞንቼግላድባህ ምስ ማንቸስተር ሲቴ ላዚዮ ምስ ባየርን ሙኒክ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቼልሲ…

ኣፍሪካ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ምጥቃም እንተኽኢላ ተጠቃሚነት ሓይሊ ዜጋታት ንምርግጋፅ ትኽእል ኢያ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ምጥቃም እንተኽኢላ ተጠቃሚነት ሓይሊ ዜጋታት ንምርግጋፅ ከምትኽእል ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ መበል 85 ዓመት ምስረታ በዓል…