ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ንምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዘሳለጡዎ ዘተ ድማ ኮቪድ-19 ብብርኪ ዓለም ዘብፀሖ ዘሎ ፅዕንቶ ንምፅዋር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኢዮም – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ቶም ውልቀ ሳባት፥ እታ ሓንቲ ኣብ ዱባይ ፀኒሓ ናብ ባህርዳር ዝተመለሰት ኮይና፤ እቲ ካሊእ ድማ ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአ ነባሪ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ በቲ ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 34 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት 34 ሺሕን 18 ምብፅሑ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ፀብፃብ እቲ ዩኒቨርሲቲ ዓለም ለኸ ኩነታት ዝርገሐ ኮቪድ-19 ከምዚ ዝስዕብ ይመስል።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሸከርከር መመላስቲ ህዝቢ ናብ ክልል ኣማሓራ ንኸየኣተዋ መዓቐብ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሸከርከር መመላስቲ ህዝቢ ናብ ክልል ኣማሓራ ንኸየኣተዋ ማዕቐብ ተነቢሩ። ካብ ዝኾነ ኣንፈት ኢትዮጵያ ናብ ክልል ኣምሓራ ዝጓዓዛ ኩለን ተሸከርከርቲ መመላለስቲ ህዝቢ ካብ ትማሊ ለይቲ ሰዓት ሹዱሽተ 20 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ናብቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ 87 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሓሙሽተ ሰባት ምርካቦም ኣፍሊጡ። ኩሎም በቲ…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 601 ሽሕ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት 601 ሺሕን 478 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዘለዎ ምስፋሕ ብዝለዓለ መጠን ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ክሳብ ሐዚ 27 ሺሕን 862 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካብ 5 ክሳብ 12 ክፍሊ ተምሃሮ ትምህርቲ ብሬዲዮን ቴሌቪዥንን ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ 21 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ዝኸውን ትምህርቲ ብሬዲዮ ከምዝጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ካብ 8 መጋቢት 2012 ዓ/ም ጀሚሩ…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝግበር ብሄራዊ ምንቅስቓስ ደገፍ ምክልኻል ኮቪድ 19 ክሳተፉ ንዝደሊዩ ኣካላት ሙሉእ ሓበሬታ ባንኪታት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝግበር ብሄራዊ ምንቅስቓስ ደገፍ ምክልኻል ኮቪድ 19 ክሳተፉ ንዝደሊዩ ኣካላት ሙሉእ ሓበሬታ ባንኪታት ዕላዊ ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ሃንደበታዊ ኩነታት ኮቪድ-19 ዝውዕል ገንዘብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ዝኾነ ይኹን በረራ ንምክያድ ዘድሊ ትኬት ብኢንተርኔት ክኸውን ወሲኑ ኣሎ። መበገሲ…