ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ መሸጣ ጫትን ምክፍፋል ኣልኮላዊ መስተን ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምዕጋት ዓሊሙ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ይዝከር። ስለዝኾነ ነቲ ኣዋጅ ዘፈፅም ኮማንድ ፖስት ትማሊ ተወሰኽቲ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብቲ ክልል ካብ 22 መጋቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ቴሌኮም ዳግም ክጅምር ከምዝተገበረ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ቴሌኮም ዳግም ክጅምር ከምዝተገበረ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቶም ዞባታት ኣገልግሎት ቴሌኮም ዳግም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርሲቲ መቐለ ንምክልኻል ሕማም ቫይረስኮሮና ሳኒታይዘር የፍርይ ምህላዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርሲቲ መቐለ ንምክልኻል ሕማም ኮሮናቫይረስ ዝውዕል ፈሳሲ መሐለዊ ንጽህና (ሳኒታይዘር) የፍርይ ምህላዉ ተገሊፁ። ክፍሊ ትምህርቲ ኬሚስትሪ'ቲ ዩንቨርሲቲ፥ ቅድም ክብል 140 ሊትሮ ሳኒታይዘር ከምዘፍረየ ተሓቢሩ። ሐዚ ድማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ብድምር 25 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እዚ ሓበሬታ ክሳብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን 1 ሺሕን 13 ምርመራ ላባራቶሪይ ከምዝተገበረ ዝገለፀ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኩሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ መንበሪኡ ኮይኑ ንክሰግድ ዘገድድ ሃይማኖታዊ ብይን ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኩሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ መንበሪኡ ኮይኑ ንክሰግድ ዘገድድ ሃይማኖታዊ ብይን ከምዝሃበ ተገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ-19) ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ ሜድሮክ ቴክኖሎጂ ግሩፕ - 20 ሚሊየን ብር ባንኪ ዳሽን - 10 ሚሊየን ብር ኮርፖሬሽን ኣባይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ሙን ጄ ኢን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ደቡብ ኮሪያ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ጉድኣት ከየብፅሕ ዝገበረቶ ዕዉት ስራሕ፤ ዝርገሐ ናይቲ ለበዳ ብኸመይ ምዕጋት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኤርትራ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት 12 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ሽዱሽተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ከምዝተረኽቡ ሚነስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ምስቶም ኣቐዲሞም ተለኺፎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ሰባት፤ ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ መኸተ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንትመም – ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙሁራት ትግራይ ኣብ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣድሂቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሙሁራት ኣብ መልእኽቶም፥ ስግኣት ጥዕኛ ዓለም ኮይኑ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንዕት ኩሉ ሕብረተሰብ ብሓባር ክተምም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ድሕንነትን ጥዕናን ህዝብና ዝስራዕ ውራይ የብልናን! – ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ''ልዕሊ ድሕንነትን ጥዕናን ህዝብና ዝስራዕ ውራይ ከምዘይብልና ፈሊጥና ሕድሕድና መሪሕ ተራ ክንፃወት ይግባእ'' ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…