Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ ንዝቐረቡለን ሕቶታት ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ኣቢለን መልሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 44 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 164 ሰባት ሓንቲ ውልቀ ሰብ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተልኸፋ ተረጋጊፁ። ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ምርመራ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ሰባት እቶም 26 በቲ ቫይረስ ምስ ዝተለኸፉ…

ኣብ ክልል ደቡብ ልዕሊ 12 ሺሕ ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ መጋቢት 27፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንልዕሊ 12 ሺሕ ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ምፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣይተ ሙሉሰው ዘውዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ብዘመሓላለፎ ውሳነ መሰረት…

ነባርነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾኑ ግዱሳት ሰብ ሃፍቲ፣ ንመከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን ብር 4 ሚልዮን ኣወፍዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣርባዕተ ሰብ ሃፍቲ ተወለድቲ ትግራይ ንመከላከሊ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ብር ኣርባዕተ ሚልዮን ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ከም…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ታክሲታት ካብ ዘለወን ናይ ምስፋር ዓቕሚ ብፍርቂ ንኽንክያ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ግልጋሎት ወሃብቲ ታክሲታት ምቅርራብ ሰባት ንምንካይ ብዝብል ካብ ዘለወን ናይ ምስፋር ዓቕሚ ብፍርቂ ነክየን ንኸሳፍራ ተወሲኑ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ተሳፈርቲ ዕፅፊ ንኽኸፍሉ ከምዝተወሰነ፥ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር…

ኣብ ግልጋሎት ወለንታ ንምውፋር ዝተመዝገቡ ሰብ ሞያታት ሕክምና ብቐጥታ ኢንተርኔት ስልጠና ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ለበዳ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ኣብ ግልጋሎት ወለንታ ክዋፈሩ ንዝደልዩ ሰብ ሞያታት ጥዕና ፃውዒት ምቕራቡ ይዝከር። እቲ ሚኒስቴር ዘቕረቦ ፃውዒት ስዒቡ ድማ ሰብ ሞያታት ጥዕና ብድሕረ ገፅ ተመዝጊቦም ኢዮም። ስለዝኾነ ድማ እቶም…

ቦሪስ ጆንሰን ናብ ሆስፒታል ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ተለኺፎም ንበይኖም ተፈሊዮም ክትትል እናገበሩ ዝፀንሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ትማሊ ለይቲ ናብ ሆስፒታል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር፥ ረስኒ ሓዊሱ ካልኦት ምልክታት ናይቲ ሕማም…

ጃክ ማ ንመከላኸሊ ኮቪድ-19 ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኻልኣይ ግዘ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ልኢኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኩባኒያ ኣሊባባ ጃክ ማ ንመከላኸሊ ኮቪድ-19 ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኻልኣይ ግዘ ናብ ሃገራት ምልኣኾም ኣፍሊጦም። ፋውንዴሽን ጃክ ማ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃገራ ኣፍሪካ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝገብረኦ ፃዕሪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ኢትዮጵያውያን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ኢትዮጵያውያን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም…

ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ እንዳልገዳ ዝኾኑ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ምብራቕ ትግራይ ገሊፁ። እታ ኣምቡላንስ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል…