Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ መንበሪ ገዛ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ዝምልከት ክሲ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ዝርእይዎም ህፁፃት ጉዳያት ሓደ ክኸውን ከምዝግባእ መምርሒ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ዝርእይዎም ህፁፃት ጉዳያት ሓደ ክኸውን ከምዝግባእ መምርሒ ከምዝተውሃበ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…

ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ 1 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብቪድዮ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ህፁፅ ጉባኤ ብምኽንያት ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ኣብ ዝተተኸላ…

ናይ ሞት ምፍርራሕ ይበፅሓኒ ኣሎ-ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምስ ቫይረስኮሮና ተታሓሒዙ ናይ ሞት ምፍርራሕን ዓሌታዊ ፀርፍን ይበፅሖም ከም ዘሎ ተዛሪቦም። ትማሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፥ "ትካል ጥዕና…

ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ክትልግስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ብመልክዕ ደገፍ ክትልግስ ኢያ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ጥዕናን ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ…

ማረት ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ብር 2 ነጥቢ 2 ሚልዮን ዝዋግኡ ናውቲ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር ክልተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ዝዋግኡ 1000 ኮበርታ፣ 1000 ኣንሶላን 12 ላፕቶፕ ኮምፕዩተራትን ካልኦት ናውቲታትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣረኪባ። ዳይሬክተር…

ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምንቅስቓስ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንፈለማ እዋን ዝተረኸበላ ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምቅስቓስ ከምዝፈቐደት ተገሊፁ። ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝርከበላ እዋን ጀሚሩ ንዝሓለፉ 76 መዓልቲታት ተዓፂያ ዝፀንሐት እታ ከተማ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚራ…

ኣብ ኢትየዮጵያ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ብዝብል ን5 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምንካይ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝምልከት ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ናይ ፅሑፍ መብርሂ ሂቡ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ…

ውሳነታት መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። 1 . እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን እቲ ቫይረስ ከስዕቦ…

ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝኾኑ 645 መንበሪ ኣባይቲ ተዳሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝዓርፉሎም 645 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተዳለዉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ኣብ እዋን ከይዲ ምቁፅፃርን ምላሽ ምሃብን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና…

ኣብ ኢትዮጵያ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 225 ሰባት እቶም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብኮቪድ-19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ኣብ…